Imam Malik : 698
حَدَّثَنِي يَحْيَى عَنْ مَالِك عَنْ يَحْيَى بْنِ سَعِيدٍ عَنْ مُحَمَّدِ بْنِ إِبْرَاهِيمَ بْنِ الْحَارِثِ التَّيْمِيِّ عَنْ رَبِيعَةَ بْنِ أَبِي عَبْدِ اللَّهِ بْنِ الْهُدَيْرِ أَنَّهُ رَأَى عُمَرَ بْنَ الْخَطَّابِيُقَرِّدُ بَعِيرًا لَهُ فِي طِينٍ بِالسُّقْيَا وَهُوَ مُحْرِمٌقَالَ مَالِك وَأَنَا أَكْرَهُهُ
ያህያ ካብ ማሊክ ካብ [ያሕያ ቢን ሰዒድ] ካብ [መሓመድ ቢን ኢብራሂም ቢን ኣል ሓሪት ኣብ ታይሚ] ካብ [ረቢዓ ቢን ኣቡ ዓብደላ ቢን ኣል ሑዳይር] [ዑመር ቢን ኣል ኸታብ] ዋላ ኣብ ኢህራም' እንተነበረ ኣብ ሱቕያ ኣብ ዝበሃል ቦታ ንገመልኡ ካብ ንኣሽቱ እንስሳታት -ቁማል- ከጽርይ ከም ዝረኣየ ነጊሩኒ ኣሎ። ማሊክ ከምዚ ኢሉ፤ 'ጸሊአዮ እየ'።