Imam Malik : 563
و حَدَّثَنِي عَنْ مَالِك عَنْ ابْنِ شِهَابٍ عَنْ حُمَيْدِ بْنِ عَبْدِ الرَّحْمَنِ أَنَّ عُمَرَ بْنَ الْخَطَّابِ وَعُثْمَانَ بْنَ عَفَّانَكَانَا يُصَلِّيَانِ الْمَغْرِبَ حِينَ يَنْظُرَانِ إِلَى اللَّيْلِ الْأَسْوَدِ قَبْلَ أَنْ يُفْطِرَا ثُمَّ يُفْطِرَانِ بَعْدَ الصَّلَاةِ وَذَلِكَ فِي رَمَضَانَ
ያህያ ካብ ማሊክ ካብ [ኢብን ሺሃብ] ካብ [ሑማይድ ቢን ዓብዱራሕማን] ከም ዝነገረኒ [ዑመር ቢን ኣል ኸታብ]ን [ዑስማን ቢን ዓፋን] ክልቲኦም ቅድሚ ጾም ምፍራሶም ሰላት መግሪብ ከም ዝሰግዱ ክልቲኦም ድሮ ለይቲ ጸልማት ከም ዝኾነት ምስ ረኣዩ እዩ። ብድሕሪኡ ምስ ሰገዱ ጾም የቋርጹ፣ እዚ ኣብ ወርሒ ሮሞዳን እዩ ዝፍጸም'።