Revert to Islam, click here
ISLAM AL-HAQ: QURAN & HADITH
(The True Islam)



Imam Malik : 255

حَدَّثَنِي يَحْيَى عَنْ مَالِك عَنْ عَبْدِ الْكَرِيمِ بْنِ أَبِي الْمُخَارِقِ الْبَصْرِيِّ عَنْ سَعِيدِ بْنِ جُبَيْرٍ أَنَّ عَبْدَ اللَّهِ بْنَ عَبَّاسٍرَقَدَ ثُمَّ اسْتَيْقَظَ فَقَالَ لِخَادِمِهِ انْظُرْ مَا صَنَعَ النَّاسُ وَهُوَ يَوْمَئِذٍ قَدْ ذَهَبَ بَصَرُهُ فَذَهَبَ الْخَادِمُ ثُمَّ رَجَعَ فَقَالَ قَدْ انْصَرَفَ النَّاسُ مِنْ الصُّبْحِ فَقَامَ عَبْدُ اللَّهِ بْنُ عَبَّاسٍ فَأَوْتَرَ ثُمَّ صَلَّى الصُّبْحَ

ያሕያ ካብ ማሊክ ካብ [ዓብዱልከሪም ቢን ኣቡ ኣል ሙኻሪቅ ኣልበሽሪ] ካብ [ሰዒድ ቢን ጁበይር]፣ [ዓብደላ ቢን ዓባስ] ደቂሱ ድሕሪኡ ከም ዝተበራበረ ነጊሩኒ። ሽዑ ነቲ ባርያኡ፤ 'ሰብ እንታይ ከም ዝገበረ ርኣዩ -ኣብቲ እዋን እቲ ዕዉር እዩ ነይሩ-'። እቲ ኣገልጋሊ ብድሕሪኡ ከደ፡ ምስ ተመልሰ ድማ እቲ ኣገልጋሊ፤ 'ሰባት ናይ ንግሆ ጸሎቶም ወዲኦም ኣለዉ'። ዓብደላ ቢን ዓባስ ንሰላት ዊትሪ ክሰግድ ተንሲኡ ብድሕሪኡ ድማ ሰላት ንግሆ ሰገደ።