Imam Malik : 2
و حَدَّثَنِي يَحْيَى عَنْ مَالِك عَنْ زَيْدِ بْنِ أَسْلَمَ عَنْ عَطَاءِ بْنِ يَسَارٍأَنَّهُ قَالَ جَاءَ رَجُلٌ إِلَى رَسُولِ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ فَسَأَلَهُ عَنْ وَقْتِ صَلَاةِ الصُّبْحِ قَالَ فَسَكَتَ عَنْهُ رَسُولُ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ حَتَّى إِذَا كَانَ مِنْ الْغَدِ صَلَّى الصُّبْحَ حِينَ طَلَعَ الْفَجْرُ ثُمَّ صَلَّى الصُّبْحَ مِنْ الْغَدِ بَعْدَ أَنْ أَسْفَرَ ثُمَّ قَالَ أَيْنَ السَّائِلُ عَنْ وَقْتِ الصَّلَاةِ قَالَ هَأَنَذَا يَا رَسُولَ اللَّهِ فَقَالَ مَا بَيْنَ هَذَيْنِ وَقْتٌ
ያሕያ ካብ ማሊክ ካብ [ዛይድ ቢን ኣስላም] ካብ [ዓቶ` ቢን ያሳር] ነጊሩኒ ኣሎ፤ ሓደ ሰብኣይ ናብ ረሱሉላሁ ዓለይሂ ዋሰላም መጺኡ ብዛዕባ ሰዓት ናይ ንግሆ ሰላት ሓተቶ። -'ኣቶ` ቢን ያሳር- በለ፤ ሽዑ ረሱሉላሁ ዓለይሂ ዋሰላም ስቕ በለ፣ ክሳብ ንጽባሒቱ ወጋሕታ ምስ ወግሐ ሰላት ንግሆ ዝገብር፣ ንጽባሒቱ ሰማይ ብጫ ምስ ተቐየረ ሰገደ። ሽዑ -ረሱሉላሁ ዓለይሂ ዋሰላም- ብዛዕባ ሰዓት ሰላት ንግሆ ዝሓተተኒ ሰብኣይ ኣበይ ኣሎ?’ ኢሉ ሓተተ። -እቲ ሰብኣይ- መለሰ፤ ‘ኣነ ኦ ረሱል ኣላህ’ ድሕሪኡ ‘እቲ ናይ ንግሆ ሰላት ኣብ መንጎ እዞም ክልተ ግዜታት’ዩ’ በለ።