Amal terbaik beriman kepada Allah Berjihad di jalan Allah, Haji mabrur
Imam Bukhari : 2334
حَدَّثَنَا عُبَيْدُ اللَّهِ بْنُ مُوسَى عَنْ هِشَامِ بْنِ عُرْوَةَ عَنْ أَبِيهِ عَنْ أَبِي مُرَاوِحٍ عَنْ أَبِي ذَرٍّ رَضِيَ اللَّهُ عَنْهُ قَالَسَأَلْتُ النَّبِيَّ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ أَيُّ الْعَمَلِ أَفْضَلُ قَالَ إِيمَانٌ بِاللَّهِ وَجِهَادٌ فِي سَبِيلِهِ قُلْتُ فَأَيُّ الرِّقَابِ أَفْضَلُ قَالَ أَعْلَاهَا ثَمَنًا وَأَنْفَسُهَا عِنْدَ أَهْلِهَا قُلْتُ فَإِنْ لَمْ أَفْعَلْ قَالَ تُعِينُ ضَايِعًا أَوْ تَصْنَعُ لِأَخْرَقَ قَالَ فَإِنْ لَمْ أَفْعَلْ قَالَ تَدَعُ النَّاسَ مِنْ الشَّرِّ فَإِنَّهَا صَدَقَةٌ تَصَدَّقُ بِهَا عَلَى نَفْسِكَ
ተነጊሩና ኣሎ [ዑበይዱላህ ቢን ሙሳ] ካብ [ሂስያም ቢን ኡርዋ] ካብ [ኣቡኡ] ካብ [ኣቡ ሙራዊሕ] ካብ [ኣቡ ድዛር ራድሊኣላሁ ዓንሁ] ከምዚ ኢሎም፤ ንረሱል ሰለላሁ ዓለይሂ ዎሰላም፡ እቲ ኣገዳሲ ዝኾነ ምጽዋት እንታይ እዩ?’ ኢለ ሓቲተዮ። ንሱ ድማ ‘እምነት ኣብ ኣላህን ጅሃድ ኣብ መንገዱን’ ኢሉ መለሰሉ። ድሕሪኡ እንደገና ‘ኣየናይ ባርያ ሓርነት እዩ እቲ ኣገዳሲ፧’ ኢለ ሓተትኩ። ንሱ ድማ 'እቲ ዝለዓለ ዋጋ ዘለዎን ንልቢ ጎይታ ዝኸበረን' ኢሉ መለሰሉ። ኣነ ድማ፡ ‘ክገብሮ እንተዘይክኢለኸ?’ በልክዎ። ንሱ ድማ 'ንዝተደርበዩ ሰባት ወይ ክእለት ዘይብሎም ዓያሹ ሰባት ትሕግዝ' በለ። ደጊመ ድማ:: 'ክገብሮ እንተዘይክኢለኸ?' ንሱ ድማ 'ንሰባት ካብ ክፍኣት ትከላኸለሎም ምኽንያቱ ንርእስኻ እትገብሮ ሳዳቃ ማለት እዩ' ኢሉ።
Hadith Corroboration :
Imam Ahmad : 356, 3776, 7273, 7320, 7525, 7745, 8021, 8225, 8677, 9318, 10458, 10701, 10894, 11109, 11411, 12372, 12471, 14404, 15426, 15818, 16998, 17129, 17146, 17359, 18239, 18717, 18849, 20341, 20368, 20425, 20476, 20524, 21039, 21100, 21539, 21644, 21658, 22040, 22667, 22840, 25846, 25848, 25854, 26204
Imam Bukhari : 25, 1422, 2334, 2578, 2607, 6013, 6980
Imam Muslim : 118, 119, 3497, 3501, 3502, 3521
Imam Abu Dawud : 2126, 2127, 2155, 3983
Imam Tirmidzi : 1582, 1583, 1584, 1634
Imam Nasa'i : 606, 2577, 3054, 3078, 3079, 4899
Imam Ibnu Majah : 2793, 3968
Imam Darimi : 2286, 2307, 2621