Imam Abu Dawud : 4537
حَدَّثَنَا مُوسَى بْنُ إِسْمَعِيلَ حَدَّثَنَا حَمَّادٌ حَدَّثَنَا حُمَيْدٌ عَنْ أَنَسِ بْنِ مَالِكٍ قَالَلَمَّا جَاءَ أَهْلُ الْيَمَنِ قَالَ رَسُولُ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ قَدْ جَاءَكُمْ أَهْلُ الْيَمَنِ وَهُمْ أَوَّلُ مَنْ جَاءَ بِالْمُصَافَحَةِ
ተነጊሩና ኣሎ [ሙሳ ቢን እስማዒል] ኢሉ፡ ተነጊሩና ኣሎ [ሓማድ] ኢሉ፡ ተነጊሩና ኣሎ [ሑማይድ] ካብ [ኣናስ ቢን ማሊክ] ከምዚ ኢሉ፡ 'ህዝቢ የመን ምስ መጸ፡ ረሱል (ሰ.ዓ.ወ)፡ 'የመናውያን ናባኻትኩም መጺኦም፡ ንሳቶም ድማ ቀዳሞት ኣብ ነንሕድሕዶም ኢድ ምጭብባጥ ዝለማመዱ እዮም' ኢሉ።