Imam Abu Dawud : 4429
حَدَّثَنَا مُحَمَّدُ بْنُ الْعَلَاءِ أَنَّ زَيْدَ بْنَ حُبَابٍ أَخْبَرَهُمْ عَنْ أَبِي هِلَالٍ عَنْ قَتَادَةَأَنَّ رَسُولَ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ كَانَ إِذَا رَأَى الْهِلَالَ صَرَفَ وَجْهَهُ عَنْهُقَالَ أَبُو دَاوُد لَيْسَ عَنْ النَّبِيِّ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ فِي هَذَا الْبَابِ حَدِيثٌ مُسْنَدٌ صَحِيحٌ
ንዓና [መሓመድ ኢብኑል ዓላ] [ዛይድ ቢን ሑባብ] ካብ [ኣቡ ሂላል] ካብ [ቃታዳ] ከምዚ ኢሉ ከም ዝጸብጸቦ ተነጊሩና ኣሎ፡ ‘ረሱሉላሁ ዓለይሂ ዋሰላም ንሂላል ምስ ረኣየ ገጹ ካብኡ ኣርሒቑ’። ኣቡ ዳውድ ከምዚ ኢሎም: ኣብዚ ምዕራፍ እዚ ካብ ነቢ ሰለላሁ ዓለይሂ ዎሰላም ዝተረኸበ ሓዲስ ምስ ሓቀኛ ሰንዓድ የለን።