Imam Abu Dawud : 3966
حَدَّثَنَا مُحَمَّدُ بْنُ سِنَانٍ الْعَوَقِيُّ حَدَّثَنَا شَرِيكٌ عَنْ مُغِيرَةَ عَنْ إِبْرَاهِيمَ وَجَابِرٍ عَنْ الشَّعْبِيِّ قَالَالْغُرَّةُ خَمْسُ مِائَةِ دِرْهَمٍقَالَ أَبُو دَاوُد قَالَ رَبِيعَةُ الْغُرَّةُ خَمْسُونَ دِينَارًا
ተነጊሩና ኣሎ [መሓመድ ቢን ሲናን ኣልዓዋቂ] ኢሉ፣ ንዓና [ሻሪክ] ካብ [ሙጊራ] ካብ [ኢብራሂም] ከምኡ’ውን [ጃቢር] ካብ [ኣሽ ስያዕቢ] ‘ጉራ - በጃ ናይ ባሮት ሓራ - ማዕረ ሓሙሽተ ሚእቲ ዲርሃም’ ኢሉ ተነጊሩና ኣሎ። ኣቡ ዳውድ ድማ 'ረቢዓ 'ጉራ - ንባርያ ሓራ ንምውጻእ በጃ - ማዕረ ሓምሳ ዲናር እዩ' ኢሉ።