Revert to Islam, click here
ISLAM AL-HAQ: QURAN & HADITH
(The True Islam)



seorang Nabi tidak pantas memasuki rumah yang di dalamnya terdapat hiasan/tirai bergambar (al-qirām)

Imam Abu Dawud : 3263

حَدَّثَنَا مُوسَى بْنُ إِسْمَعِيلَ أَخْبَرَنَا حَمَّادٌ عَنْ سَعِيدِ بْنِ جُمْهَانَ عَنْ سَفِينَةَ أَبِي عَبْدِ الرَّحْمَنِأَنَّ رَجُلًا أَضَافَ عَلِيَّ بْنَ أَبِي طَالِبٍ فَصَنَعَ لَهُ طَعَامًا فَقَالَتْ فَاطِمَةُ لَوْ دَعَوْنَا رَسُولَ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ فَأَكَلَ مَعَنَا فَدَعُوهُ فَجَاءَ فَوَضَعَ يَدَهُ عَلَى عِضَادَتَيْ الْبَابِ فَرَأَى الْقِرَامَ قَدْ ضُرِبَ بِهِ فِي نَاحِيَةِ الْبَيْتِ فَرَجَعَ فَقَالَتْ فَاطِمَةُ لِعَلِيٍّ الْحَقْهُ فَانْظُرْ مَا رَجَعَهُ فَتَبِعْتُهُ فَقُلْتُ يَا رَسُولَ اللَّهِ مَا رَدَّكَ فَقَالَ إِنَّهُ لَيْسَ لِي أَوْ لِنَبِيٍّ أَنْ يَدْخُلَ بَيْتًا مُزَوَّقًا

ነጊሩና ኣሎ [ሙሳ ቢን እስማዒል] ነጊሩና ኣሎ [ሓመድ] ካብ [ሰዒድ ቢን ጁምሃን] ካብ [ሳፊና ኣቡ ዓብዱራሕማን] ሓደ ሰብኣይ ከም ጋሻ ናብ ዓሊ ቢን ኣቡ ጣሊብ መጺኡ፡ ድሕሪኡ ዓሊ መግቢ ሰሪሑሉ። ድሕሪኡ ፋጢማ ንረሱሉላሁ ዓለይሂ ዋሰላም ዓዲምና ምሳና እንተንበልዕ ምሓሸ ነይሩ ኢላ። ሽዑ ዓደምዎ፡ ድሕሪኡ መጺኡ ኣእዳዉ ኣብ ክልቲኡ ሸነኽ ናይቲ ማዕጾ ኣንበረ። ኣብ ሓደ ሸነኽ ናይቲ ማዕጾ ዝተተሓሓዘ ጡጥ ምስ ረኣየ ናብ ገዝኡ ተመልሰ። ድሕሪኡ ፋጢማ ንዓሊ 'ሃጐዮ እሞ ናብ ገዝኡ ክምለስ ዝገብሮ ርኣዮ' በለቶ። ብድሕሪኡ ደድሕሪኡ ሰዓብኩዎ ዎ ረሱል ረሱል እንታይ እዩ ናብ ዓድኻ ክትምለስ ዝገበረካ በልክዎ። ሽዑ ንሱ ድማ ‘ብሓቂ ንዓይን ንነቢይን ናብ ዝተሰለመ ገዛ ምእታው ኣይፍቀድን እዩ’ ኢሉ መለሰ።

Hadith Corroboration :