Imam Abu Dawud : 2803
حَدَّثَنَا أَحْمَدُ بْنُ صَالِحٍ حَدَّثَنَا ابْنُ أَبِي فُدَيْكٍ أَخْبَرَنِي عَمْرُو بْنُ عُثْمَانَ بْنِ هَانِئٍ عَنْ الْقَاسِمِ قَالَدَخَلَتْ عَلَى عَائِشَةَ فَقُلْتُ يَا أُمَّهْ اكْشِفِي لِي عَنْ قَبْرِ النَّبِيِّ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ وَصَاحِبَيْهِ رَضِيَ اللَّهُ عَنْهُمَا فَكَشَفَتْ لِي عَنْ ثَلَاثَةِ قُبُورٍ لَا مُشْرِفَةٍ وَلَا لَاطِئَةٍ مَبْطُوحَةٍ بِبَطْحَاءِ الْعَرْصَةِ الْحَمْرَاءِقَالَ أَبُو عَلِيٍّ يُقَالُ إِنَّ رَسُولَ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ مُقَدَّمٌ وَأَبُو بَكْرٍ عِنْدَ رَأْسِهِ وَعُمَرُ عِنْدَ رِجْلَيْهِ رَأْسُهُ عِنْدَ رِجْلَيْ رَسُولِ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ
ነጊሩና ኣሎ [ኣሕመድ ቢን ሳልሕ]፣ ነጊሩና ኣሎ [ኢብን ኣቡ ፉዳይክ]፣ ነጊሩኒ ኣሎ [ዓመር ቢን ዑስማን ቢን ሃኒ`] ካብ [ኣልቃሲም] ኢሉ፤ ምስ [ኣይስያ] ተራኺበ ሽዑ ከምዚ ኢለ፤ ኦ ኣደይ መቓብር ረሱል ሰለላሁ ዓለይሂ ወሰላምን ክልተ ብጾቱን ራዲኣላሁ ዓንሁማ ኣርእየኒ! ብድሕሪ`ዚ ኣብቲ ቀይሕ ባጽዕ` ቀጽሪ ልዕል ዘይብለን ምስ መሬት ዘይመዓራረየን ሰለስተ መቓብራት ኣርኣየኒ። ኣቡ ዓሊ ከምዚ ኢሎም፤ ኢሉ፤ ብሓቂ ክርአ ከሎ ረሱሉላሁ ዓለይሂ ዋሰላም ኣብ ቅድሚት ኣቡበከር ድማ ኣብ ጎኒ ርእሱ ክኸውን ከሎ ዑመር ድማ ብኽልቲኡ ሸነኽ እግሩ ክኸውን ከሎ ርእሱ ኣብ ጎኒ ክልቲኡ እግሪ ረሱሉላሁ ዓለይሂ ዋሰላም ነበረ።