Imam Abu Dawud : 2558
حَدَّثَنَا عُثْمَانُ بْنُ أَبِي شَيْبَةَ حَدَّثَنَا جَرِيرٌ عَنْ مُطَرِّفٍ عَنْ أَبِي الْجَهْمِ عَنْ أَبِي مَسْعُودٍ الْأَنْصَارِيِّ قَالَبَعَثَنِي النَّبِيُّ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ سَاعِيًا ثُمَّ قَالَ انْطَلِقْ أَبَا مَسْعُودٍ وَلَا أُلْفِيَنَّكَ يَوْمَ الْقِيَامَةِ تَجِيءُ وَعَلَى ظَهْرِكَ بَعِيرٌ مِنْ إِبِلِ الصَّدَقَةِ لَهُ رُغَاءٌ قَدْ غَلَلْتَهُ قَالَ إِذًا لَا أَنْطَلِقُ قَالَ إِذًا لَا أُكْرِهُكَ
ነጊሩና ኣሎ [ዑስማን ቢን ኣቡ ስያይባ?]፣ ነጊሩና ኣሎ [ጃሪር]፣ ካብ [ሙታሪፍ] ካብ [ኣቡ ኣልጃህም] ካብ [ኣቡ መስዑድ ኣል ኣንሳሪ] ከምዚ ኢሉ፤ ረሱል ሰለላሁ ዓለይሂ ዋሰላም ከም መኮነን ጌሩ ዘካት ክእክብ ልኢኹኒ፡ ድሕሪኡ ከምዚ በሎም: ኪድ ኦ ኣቡ መስዑድ ኣብ መዓልቲ ቂያም ከይረኽበካ ኣብ ሕቖኻ ግን ካብተን ናይ ዘካት ኣግማል ሓንቲ ገመል ኣላ ንሳ ድማ ድምጺ ናይታ ከም ጥልመት ዝወሰድካያ ገመል ኣለዋ’ ኢሎም። ኢሉ፤ ሽዑ ኣይከይድን እየ። ንሱ ድማ 'ሽዑ ኣየገድደካን እየ' ኢሉ።