Imam Abu Dawud : 2110
حَدَّثَنَا هَنَّادٌ عَنْ أَبِي بَكْرٍ عَنْ أَبِي حُصَيْنٍ عَنْ أَبِي صَالِحٍ عَنْ أَبِي هُرَيْرَةَ قَالَكَانَ النَّبِيُّ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ يَعْتَكِفُ كُلَّ رَمَضَانَ عَشَرَةَ أَيَّامٍ فَلَمَّا كَانَ الْعَامُ الَّذِي قُبِضَ فِيهِ اعْتَكَفَ عِشْرِينَ يَوْمًا
ነጊሩና ኣሎ [ሓናድ]፣ ካብ [ኣቡበከር] ካብ [ኣቡ ሑሻይን] ካብ [ኣቡ ሳልሕ] ካብ [ኣቡ ሑረይራ]፣ ከምዚ ኢሉ፤ ረሱል ሰለላሁ ዓለይሂ ዋሰላም ኣብ ነፍሲ ወከፍ ወርሒ ሮሞዳን ዓሰርተ መዓልቲ ኢዕቲካፍ የኽብሩ ነበሩ። ድሕሪኡ ኣብ ዓመት ሞቱ ዕስራ መዓልቲ ኢዕቲካፍ ገበረ።