Imam Abu Dawud : 1889
حَدَّثَنَا مُوسَى بْنُ إِسْمَعِيلَ حَدَّثَنَا حَمَّادٌ ح و حَدَّثَنَا أَبُو كَامِلٍ حَدَّثَنَا عَبْدُ الْوَاحِدِ وَخَالِدٌ الطَّحَّانُ الْمَعْنَى كُلُّهُمْ عَنْ خَالِدٍ عَنْ أَبِي تَمِيمَةَ الْهُجَيْمِيِّأَنَّ رَجُلًا قَالَ لِامْرَأَتِهِ يَا أُخَيَّةُ فَقَالَ رَسُولُ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ أُخْتُكَ هِيَ فَكَرِهَ ذَلِكَ وَنَهَى عَنْهُ
ንዓና [ሙሳ ቢን እስማዒል] ተነጊሩና ኣሎ፡ ንዓና [ሓማድ] ተነጊሩና ኣሎ፡ ካብ ካልእ መንገዲ ድማ ተረኺቡ ኣሎ፡ ንዓና [ኣቡ ካሚል] ተነጊሩና፡ ንዓና [ዓብዱል ዋሂድ]ን [ካሊድ ኣት ታህሃንን] ብትርጉም ተነጊሩና፡ ካብ [ካሊድ] ካብ [ኣቡ ታሚማ ኣል ሑጃይሚ] ሓደ ሰብኣይ ንሰበይቱ ከም ዝበላ፤ ኣንታ ንእሽቶ ሓፍተይ! ሽዑ ረሱል ሰለላሁ ዓለይሂ ዋሰላም ሓፍትኻ ድያ? በዚ ሕጉስ ኣይነበረን፡ ምግባር ድማ ከልከለ።