Imam Abu Dawud : 1132
حَدَّثَنَا مُحَمَّدُ بْنُ بَكَّارِ بْنِ الرَّيَّانِ حَدَّثَنَا عَبْدُ اللَّهِ بْنُ الْمُبَارَكِ عَنْ عِمْرَانَ بْنِ زَائِدَةَ عَنْ أَبِيهِ عَنْ أَبِي خَالِدٍ الْوَالِبِيِّ عَنْ أَبِي هُرَيْرَةَ أَنَّهُ قَالَكَانَتْ قِرَاءَةُ النَّبِيِّ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ بِاللَّيْلِ يَرْفَعُ طَوْرًا وَيَخْفِضُ طَوْرًاقَالَ أَبُو دَاوُد أَبُو خَالِدٍ الْوَالِبِيُّ اسْمُهُ هُرْمُزُ
ነጊሩና ኣሎ [መሓመድ ቢን በከር ቢን ኣር ራያን] [ዓብደላ ቢን ኣል ሙባርክ] ካብ [ኢምራን ቢን ዛዒዳ] ካብ [ኣቡኡ] ካብ [ኣቡ ካሊድ ኣል ዋሊ] ካብ [ኣቡ ሑረይራ] ከምዚ ኢሉና፤ 'ረሱል ሰለላሁ ዓለይሂ ዋሰላም ኣብ ግዜ ሰላት ለይቲ የንብቡ ነይሮም፡ ሓደ ሓደ ግዜ ድምጾም የልዕሉ ሓደ ሓደ ግዜ ድማ የውርዱ ነይሮም'። ኣቡ ዳውድ ከምዚ ኢሎም፤ 'ኣቡ ካሊድ ኣል ዋሊ ሑርሙዝ ይበሃል'።