Revert to Islam, click here
ISLAM AL-HAQ: QURAN & HADITH
(The True Islam)



Imam Abu Dawud : 446

حَدَّثَنَا مُؤَمَّلُ بْنُ إِهَابٍ حَدَّثَنَا عَبْدُ اللَّهِ بْنُ الْوَلِيدِ الْعَدَنِيُّ حَدَّثَنَا الْقَاسِمُ بْنُ مَعْنٍ حَدَّثَنَا الْمَسْعُودِيُّ عَنْ أَبِي كَثِيرٍ مَوْلَى أُمِّ سَلَمَةَ عَنْ أُمِّ سَلَمَةَ قَالَتْعَلَّمَنِي رَسُولُ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ أَنْ أَقُولَ عِنْدَ أَذَانِ الْمَغْرِبِ اللَّهُمَّ إِنَّ هَذَا إِقْبَالُ لَيْلِكَ وَإِدْبَارُ نَهَارِكَ وَأَصْوَاتُ دُعَاتِكَ فَاغْفِرْ لِي

ነጊሩና ኣሎ [ሙ`ዓምል ቢን ኢሃብ] ነጊሩና ኣሎ [ዓብደላ ቢን ኣል-ወሊድ ኣል-ዓዳኒ] ነጊሩና ኣሎ [ኣል-ቃሲም ቢን ማእን] ነጊሩና ኣሎ [ኣል-ማስዑዲ] ካብ [ኣቡ ካቲር ብጻይ ኡም ሰላማ ነበር] ካብ [ኡሙ ሰላማ] ከምዚ ኢሉ፤ ረሱሉላህ ሰለላሁ ዓለይሂ ዋሰላም ድሕሪ ናይ ምሸት ጻውዒት ሰላት ከምዚ ክብል ምሂሩኒ: 'ኣላሁማ ኢና ሓድዛ ኢክባሉ ላይሊካ ዋ ኢድባሩ ናሃሪካ ዋ-ኣሽዋቱ ዱዓቲካ, ፋግፊርሊ -ኦ ኣላህ እዚ መጀመርታ ለይትኻን መወዳእታ መዓልትኻን ድምጺ ጸዋዒኻን እዩ ስለዚ ይቕረ በለለይ-'።