Hadith Representative
Rasulullah menetapkan perkara dengan sumpah dan satu saksi
Imam Tirmidzi : 1263حَدَّثَنَا يَعْقُوبُ بْنُ إِبْرَاهِيمَ الدَّوْرَقِيُّ حَدَّثَنَا عَبْدُ الْعَزِيزِ بْنُ مُحَمَّدٍ قَالَ حَدَّثَنِي رَبِيعَةُ بْنُ أَبِي عَبْدِ الرَّحْمَنِ عَنْ سُهَيْلِ بْنِ أَبِي صَالِحٍ عَنْ أَبِيهِ عَنْ أَبِي هُرَيْرَةَ قَالَقَضَى رَسُولُ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ بِالْيَمِينِ مَعَ الشَّاهِدِ الْوَاحِدِقَالَ رَبِيعَةُ وَأَخْبَرَنِي ابْنٌ لِسَعْدِ بْنِ عُبَادَةَ قَالَ وَجْدنَا فِي كِتَاب سَعْدٍ أَنَّ النَّبِيَّ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ قَضَى بِالْيَمِينِ مَعَ الشَّاهِدِ قَالَ وَفِي الْبَاب عَنْ عَلِيٍّ وَجَابِرٍ وَابْنِ عَبَّاسٍ وَسُرَّقَ قَالَ أَبُو عِيسَى حَدِيثُ أَبِي هُرَيْرَةَ أَنَّ النَّبِيَّ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ قَضَى بِالْيَمِينِ مَعَ الشَّاهِدِ الْوَاحِدِ حَدِيثٌ حَسَنٌ غَرِيبٌ
ነጊሩና ኣሎ [ያዕቁብ ቢን ኢብራሂም ዓድ ዳውራቂ]፣ ነጊሩና ኣሎ [ዓብዱል ዓዚዝ ቢን መሓመድ] ኢሉ፤ ነጊሩኒ ኣሎ [ረቢዓ ቢን ኣቡ ዓብዱራሕማን] ካብ [ሱሃይል ቢን ኣቡ ሳልሕ] ካብ [ኣቡኡ] ካብ [ኣቡ ሑረይራ] ከምዚ ኢሉ፤ ረሱል ሰለላሁ ዓለይሂ ዋሰላም እቲ ማሕላ ብሓደ ምስክር ክዕጀብ ከም ዘለዎ ኣቐሚጦም እዮም። [ረቢዓ] ከምዚ ኢሉ፤ ንዓይ [ወዲ ሰዓድ ቢን ኡባዳ] ምስ ሓበረ ድማ ከምዚ በለ፤ ብተወሳኺ ኣብ መጽሓፍ [ሰዓድ ቢን ኡባዳ] ነቢይ ሰለላሁ ዓሌይ ዋሰላም እቲ ማሕላ ብመስኪር ክስነ ከም ዘለዎ ኣቐሚጦም ከም ዘለዉ ንረክብ። ኢሉ፤ ኣብዚ ጉዳይ እዚ ካብ ዓሊ፡ ጃብር፡ ኢብን ዓባስን ሱራቕን ዝመሳሰሉ ሓዲሳት ኣለዉ። ኣቡ ዒሳ ከምዚ ኢሎም፤ ሓዲስ ኣቡ ሑራይራ ናይ ሓሰን ጋሪብ ሓዲስ እዩ።