Hadith Representative
Rasulullah membaca doa qunut nazilah ketika bangun dari ruku
Imam Nasa'i : 1063أَخْبَرَنَا مُحَمَّدُ بْنُ مَنْصُورٍ قَالَ حَدَّثَنَا سُفْيَانُ قَالَ حَفِظْنَاهُ مِنْ الزُّهْرِيِّ عَنْ سَعِيدٍ عَنْ أَبِي هُرَيْرَةَ قَالَلَمَّا رَفَعَ رَسُولُ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ رَأْسَهُ مِنْ الرَّكْعَةِ الثَّانِيَةِ مِنْ صَلَاةِ الصُّبْحِ قَالَ اللَّهُمَّ أَنْجِ الْوَلِيدَ بْنَ الْوَلِيدِ وَسَلَمَةَ بْنَ هِشَامٍ وَعَيَّاشَ بْنَ أَبِي رَبِيعَةَ وَالْمُسْتَضْعَفِينَ بِمَكَّةَ اللَّهُمَّ اشْدُدْ وَطْأَتَكَ عَلَى مُضَرَ وَاجْعَلْهَا عَلَيْهِمْ سِنِينَ كَسِنِي يُوسُفَ
ሓቢሩና ኣሎ [መሓመድ ቢን መንሱር] ኢሉ፤ ነጊሩና ኣሎ [ሱፍያን] ኢሉ፤ ካብ [ኣዝ ዙህሪ] ካብ [ሰዒድ] ካብ [ኣቡ ሑረይራ] ሓዚንናዮ ከምዚ ኢሉ፤ ረሱሉላህ ሰለላሁዓላይሂ ዋሰላም ካብ ካልኣይ ረካዓ ናይ ሰላት ፋጅር ርእሱ ምስ ኣልዓሉ ሓደ ሰላት ተዛረበ ትርጉሙ ድማ ፡ ኦ ኣላህ ንኣል ወሊድ ቢን ኣል ወሊድ ፡ ሰላማ ቢን ሂሻም ፡ ኣያሲ ቢን ኣቡ ረቢዓ ከምኡ ውን ኣብ መካ ንዝነበሩ ድኹማት ህዝቢ የድሕን ። ኦ ኣላህ ንባኒ ሙድላር ጥፍኣትካ - ስቓይካ - ኣርእዮም ዓመታቶም ከም ናይ ዩሱፍ ዓመታት ግበሮም - ብጥሜትን ድርቅን ዝመልኣ -ተርጓሚ- ''።