Hadith Representative
Hendaklah kamu memperbanyak sujud kepada Allah, Allah akan mengangkatmu satu derajat dengannya, dan menghapuskan dosa
Imam Nasa'i : 1126أَخْبَرَنَا هِشَامُ بْنُ عَمَّارٍ عَنْ هِقْلِ بْنِ زِيَادٍ الدِّمَشْقِيِّ قَالَ حَدَّثَنَا الْأَوْزَاعِيُّ قَالَ حَدَّثَنَا يَحْيَى بْنُ أَبِي كَثِيرٍ عَنْ أَبِي سَلَمَةَ بْنِ عَبْدِ الرَّحْمَنِ قَالَ حَدَّثَنِي رَبِيعَةُ بْنُ كَعْبٍ الْأَسْلَمِيُّ قَالَكُنْتُ آتِي رَسُولَ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ بِوَضُوئِهِ وَبِحَاجَتِهِ فَقَالَ سَلْنِي قُلْتُ مُرَافَقَتَكَ فِي الْجَنَّةِ قَالَ أَوَ غَيْرَ ذَلِكَ قُلْتُ هُوَ ذَاكَ قَالَ فَأَعِنِّي عَلَى نَفْسِكَ بِكَثْرَةِ السُّجُودِ
ንዓና [ሂስያም ቢን ዓማር] ካብ [ሂቂል ቢን ዚያድ ዓድ ድምሲቂ] ጸብጺቡልና ኣሎ ኢሉ፤ ነጊሩና ኣሎ [ኣል ኣውዛኢ] ኢሉ፤ ነጊሩና ኣሎ [ያሕያ ቢን ኣቡ ካቲር] ካብ [ኣቡ ሰላማ ቢን ዓብዱራሕማን] ኢሉ፤ ነጊሩና ኣሎ [ረቢዓ ቢን ካዓብ ኣል ኣስላሚ] ኢሉ፤ 'ሓደ ግዜ ናብ ረሱሉላህ ሰለላሁዓላይሂዋሰላም ምስ ማይ ውዱኡን ድሌታቱን መጺአ። ሽዑ ረሱሉላህ ሰለላሁዓላይሂዋሰላም ከምዚ በለኒ: ሕተተኒ ኣነ ድማ በልኩ፤ 'ኣብ ሰማይ ምሳኻ ክኸውን እየ ዝደሊ'። ‘ካልእ ኣሎ ድዩ፧ 'ኣነ ድማ 'እዚ እዩ' ኢለ መለስኩሉ። ንሱ ሰለላሁዓላይሂዋሰላም ድማ 'ዝያዳ ብምስጋድ ንነብስኻ ሓግዘኒ'' ኢሉ።