Hadith Representative
Para imam memimpin shalat, jika imam benar, maka imam dan makmum mendapatkan bagian pahalanya. Namun bila imam salah, makmum tetap mendapatkan pahala dan imam mendapatkan dosa
Imam Ahmad : 8309حَدَّثَنَا حَسَنُ بْنُ مُوسَى حَدَّثَنَا عَبْدُ الرَّحْمَنِ بْنُ عَبْدِ اللَّهِ بْنِ دِينَارٍ الْمَدِينِيُّ عَنْ زَيْدِ بْنِ أَسْلَمَ عَنْ عَطَاءِ بْنِ يَسَارٍ عَنْ أَبِي هُرَيْرَةَ قَالَ قَالَ رَسُولُ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ يُصَلُّونَ بِكُمْ فَإِنْ أَصَابُوا فَلَكُمْ وَلَهُمْ وَإِنْ أَخْطَئُوا فَلَكُمْ وَعَلَيْهِمْ
ነጊሩና ኣሎ [ሓሰን ቢን ሙሳ] ነጊሩና ኣሎ [ዓብዱራሕማን ቢን ዓብደላ ቢን ዲናር ኣል ማዲኒ] ካብ [ዛይድ ቢን ኣስላም] ካብ [ዓቶ` ቢን ያሳር] ካብ [ኣቡ ሑረይራ] ኢሉ፤ ረሱሉላህ ሰለላሁ ዓለይሂ ዋሰላም ከምዚ ኢሎም:- ንሳቶም - እቶም ኢማማት - ምሳኻ ይሰግዱ: ቅኑዕ እንተኾይኖም ሽዑ ዓስቢ ሰላትካ ክትረክብ ኢኻ ንሳቶም ድማ ዓስቢ ሰላዶም ክረኽቡ እዮም: እንተተጋግዮም ድማ ንስኻትኩም ዓስቢ ሰላትኩም ክትረኽቡ ኢኹም: ንሳቶም ድማ ዓስቢ ሰላትኩም ክረኽቡ ኢዮም’::