Hadith Representative
Perumpamaanku dan nabi lainnya seperti memasang satu labinah
Imam Tirmidzi : 2789حَدَّثَنَا مُحَمَّدُ بْنُ إِسْمَعِيلَ حَدَّثَنَا مُحَمَّدُ بْنِ سِنَانٍ حَدَّثَنَا سَلِيمُ بْنُ حَيَّانَ بَصْرِيٌّ حَدَّثَنَا سَعِيدُ بْنُ مِينَاءَ عَنْ جَابِرِ بْنِ عَبْدِ اللَّهِ قَالَقَالَ النَّبِيُّ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ إِنَّمَا مَثَلِي وَمَثَلُ الْأَنْبِيَاءِ قَبْلِي كَرَجُلٍ بَنَى دَارًا فَأَكْمَلَهَا وَأَحْسَنَهَا إِلَّا مَوْضِعَ لَبِنَةٍ فَجَعَلَ النَّاسُ يَدْخُلُونَهَا وَيَتَعَجَّبُونَ مِنْهَا وَيَقُولُونَ لَوْلَا مَوْضِعُ اللَّبِنَةِوَفِي الْبَاب عَنْ أُبَيِّ بْنِ كَعْبٍ وَأَبِي هُرَيْرَةَ قَالَ أَبُو عِيسَى هَذَا حَدِيثٌ حَسَنٌ صَحِيحٌ غَرِيبٌ مِنْ هَذَا الْوَجْهِ
ነጊሩና ኣሎ [መሓመድ ቢን እስማዒል] ነጊሩና ኣሎ [መሓመድ ቢን ሲናን] ነጊሩና ኣሎ [ሱሌም ቢን ሃያን በሽሪ] ነጊሩና ኣሎ [ሰዒድ ቢን ሚና`] ካብ [ጃቢር ቢን ዓብደላ] ኢሉ፤ ረሱል ሰለላሁ ዓለይሂ ዋሰላም ከምዚ ኢሎም:- ብሓቂ ምስቶም ቅድመይ ዝነበሩ ነብያት ዝገበርክዎ ምሳሌ ልክዕ ከም ሓደ ገዛ ዝሰርሕ ሰብ እዩ: ድሕሪኡ ብዘይካ ሓንቲ ዝጎደለት ሕጡብ ወዲኡ የጸብቖ: ድሕሪኡ ሰባት ይኣትዉ እሞ ብእኡ ይግረሙ ይብሉ፤ 'ሓንቲ ናይ ሕጡብ ቦታ እንተዘይትኸውን'። ኣቡ ዒሳ ከምዚ ኢሎም፤ ኣብዚ ጉዳይ እዚ ካብ ኡባይ ቢን ከዓብን ኣቡ ሑረይራን ተመሳሳሊ ሓዲስ ኣሎ። ኣቡ ዒሳ ከምዚ ኢሎም፤ እዚ ሓዲስ ሓሰን ሻሂሕ ጋሪብ ካብዚ መስመር።