Hadith Representative
Rasulullah memiliki beberapa nama: Muhammad, Ahmad, Al-Mahi, Al-Hasyir, dan Al-'Aqib
Imam Tirmidzi : 2766حَدَّثَنَا سَعِيدُ بْنُ عَبْدِ الرَّحْمَنِ الْمَخْزُومِيُّ حَدَّثَنَا سُفْيَانُ عَنْ الزُّهْرِيِّ عَنْ مُحَمَّدِ بْنِ جُبَيْرِ بْنِ مُطْعِمٍ عَنْ أَبِيهِ قَالَقَالَ رَسُولُ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ إِنَّ لِي أَسْمَاءً أَنَا مُحَمَّدٌ وَأَنَا أَحْمَدُ وَأَنَا الْمَاحِي الَّذِي يَمْحُو اللَّهُ بِيَ الْكُفْرَ وَأَنَا الْحَاشِرُ الَّذِي يُحْشَرُ النَّاسُ عَلَى قَدَمِي وَأَنَا الْعَاقِبُ الَّذِي لَيْسَ بَعْدِي نَبِيٌّوَفِي الْبَاب عَنْ حُذَيْفَةَ قَالَ أَبُو عِيسَى هَذَا حَدِيثٌ حَسَنٌ صَحِيحٌ
ነጊሩና ኣሎ [ሰዒድ ቢን ዓብዱራሕማን ኣል መኽዙሚ] ነጊሩና ኣሎ [ሱፍያን] ካብ [ኣዝ ዙህሪ] ካብ [መሓመድ ቢን ጁባይር ቢን ሙስኢም] ካብ [ኣቡኡ] ኢሉ፤ ረሱሉላህ ሰለላሁ ዓለይሂ ዋሰላም ከምዚ ኢሉ:- ብሓቂ ሓያሎ ኣስማት ኣለኒ: ኣነ መሓመድ: ኣሕመድ: ኣልማሂ እየ ኣላህ ኩፍሪ ዝድምስሰሉ: ኣል ሓሲር -ኣከባቢ- ሰባት ኣብ እግረይ ዝእከቡሉ: ኣልዓቂብ -ናይ መወዳእታ- ብድሕረይ ነቢይ ዘይብሉ’:: ኣብዚ ጉዳይ እዚ ካብ ሑድዛይፋ ተመሳሳሊ ሓዲስ ኣሎ። ኣቡ ዒሳ ከምዚ ኢሎም፤ እዚ ሓዲስ እዚ ሓቀኛ እዩ።