Hadith Representative
Puasa Dan Shalat Paling Dicintai Allah ; Puasa Dan Shalatnya Nabi Daud As
Imam Bukhari : 1063حَدَّثَنَا عَلِيُّ بْنُ عَبْدِ اللَّهِ قَالَ حَدَّثَنَا سُفْيَانُ قَالَ حَدَّثَنَا عَمْرُو بْنُ دِينَارٍ أَنَّ عَمْرَو بْنَ أَوْسٍ أَخْبَرَهُ أَنَّ عَبْدَ اللَّهِ بْنَ عَمْرِو بْنِ الْعَاصِ رَضِيَ اللَّهُ عَنْهُمَا أَخْبَرَهُأَنَّ رَسُولَ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ قَالَ لَهُ أَحَبُّ الصَّلَاةِ إِلَى اللَّهِ صَلَاةُ دَاوُدَ عَلَيْهِ السَّلَام وَأَحَبُّ الصِّيَامِ إِلَى اللَّهِ صِيَامُ دَاوُدَ وَكَانَ يَنَامُ نِصْفَ اللَّيْلِ وَيَقُومُ ثُلُثَهُ وَيَنَامُ سُدُسَهُ وَيَصُومُ يَوْمًا وَيُفْطِرُ يَوْمًا
ነጊሩና ኣሎ [ዓሊ ቢን ዓብደላ] ኢሉና፣ ነጊሩና ኣሎ [ሱፍያን] ነጊሩና ኣሎ [ዓምሩ ቢን ዲናር] [ዓምሩ ቢን ኣውስ] ከም ዝጸብጸቦ [ዓብደላ ቢን ዓምሩ ቢን ኣል ኣሽ ራድሊያላሁ ዓንሁኣንሁማ] ከም ዝጸብጸቦ ነቢ ሰለላሁ ዓለይሂ ዎሰላም ሓደ እዋን ከም ዝበሎ: ‘እቲ ሰላት ከምኡ ኣላህ ዝያዳ ዘፍቅሮ ጸሎት ናይ ነቢ ዳውድ ዓላይሂሰላም ኢዩ ከምኡ ውን ኣላህ ኣዝዩ ዝፈትዎ ሻውም -ጾም- ናይ ነቢ ዳዊት ጾም ኢዩ ሰለላሁ ዓለይሂ ወሰለም። ነቢይ ዳውድ ዓላይሕሰላም ክሳብ ፍርቂ ለይቲ ደቂሶም ድሕሪኡ ንሳልሳይ ክፋል ናይታ ለይቲ ጸለዩ ድሕሪኡ ንመወዳእታ ሻድሻይ ለይቲ መሊሶም ደቂሶም። ነቢይ ዳውድ ዓላይሂሰላም ድማ ሓደ መዓልቲ ጾሞም ሓደ መዓልቲ ድማ ጾም ኣፍሪሶም'።
Hadith Corroboration :
Imam Ahmad : 2728, 6203, 6248, 6471, 6475, 6499, 6548, 6582, 6620, 6621, 6627, 6727, 6790, 6802
Imam Bukhari : 1063, 1838, 1839, 1840, 1841, 1842, 1843, 1844, 3167, 5805
Imam Muslim : 1962, 1963, 1966, 1967, 1969, 1970, 1971, 1972, 1973
Imam Abu Dawud : 2071, 2072, 2092
Imam Tirmidzi : 701
Imam Nasa'i : 1612, 2304, 2325, 2346, 2347, 2348, 2349, 2350, 2351, 2353, 2354, 2356, 2357, 2358, 2359, 2360, 2361
Imam Ibnu Majah : 1702
Imam Darimi : 1687