Hadith Representative
Sang pemegang tanduk (sangkakala) telah menelan tanduk (sangkakala) dan memiringkan dahinya, ia akan mendengar kapan pun diperintahkan
Imam Tirmidzi : 2355حَدَّثَنَا سُوَيْدٌ أَخْبَرَنَا عَبْدُ اللَّهِ أَخْبَرَنَا أَبُو الْعَلَاءِ عَنْ عَطِيَّةَ عَنْ أَبِي سَعِيدٍ قَالَقَالَ رَسُولُ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ كَيْفَ أَنْعَمُ وَصَاحِبُ الْقَرْنِ قَدْ الْتَقَمَ الْقَرْنَ وَاسْتَمَعَ الْإِذْنَ مَتَى يُؤْمَرُ بِالنَّفْخِ فَيَنْفُخُ فَكَأَنَّ ذَلِكَ ثَقُلَ عَلَى أَصْحَابِ النَّبِيِّ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ فَقَالَ لَهُمْ قُولُوا حَسْبُنَا اللَّهُ وَنِعْمَ الْوَكِيلُ عَلَى اللَّهِ تَوَكَّلْنَاقَالَ أَبُو عِيسَى هَذَا حَدِيثٌ حَسَنٌ وَقَدْ رُوِيَ مِنْ غَيْرِ وَجْهٍ هَذَا الْحَدِيثُ عَنْ عَطِيَّةَ عَنْ أَبِي سَعِيدٍ الْخُدْرِيِّ عَنْ النَّبِيِّ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ نَحْوَهُ
ኣረኪቡልና ኣሎ [ሱዌይድ] ኣረኪቡልና ኣሎ [ዓብደላ] ካብ [ዓቲያ] ካብ [ኣቡ ሰዒድ] ኣረኪቡልና ኣሎ: ረሱሉላህ ሰለላሁ ዓለይሂ ዋሰላም ከምዚ ኢሉ: ‘እቲ መለኸት ዝነፍሕ መልኣኽ ቀርኒ -መለኸት- ወሒጡ ፍቓድ ሰሚዑ ከመይ ጌረ ይዘናጋዕ ኣለኹ ክነፍሕ ኣብ ዝተኣዘዘሉ እዋን ሽዑ ክነፍሕ እዩ’። እዚ ጉዳይ እዚ ብሰሓባ ረሱል ሰለላሁ ዓለይሂ ሰላም ከቢድ ኮይኑ ዝተሰምዖም ይመስል ድሕሪኡ ድማ ከምዚ በሎም : ሃስቡናላህ ዋ ኒማል ወኪል ኣላላሂ ተዋኽልና በልዎም :: ኣቡ ዒሳ ከምዚ ኢሎም: እዚ ሓዲስ ሓሰን እዩ እዚ ሓዲስ ድማ ብሓያሎ ሳናድ ካብ ዓቲያ ካብ ኣቡ ሰዒድ ኣል ኹድሪ ካብ ነቢ ሰለላሁ ዓለይሂ ወሰላም ዝተዘርግሐ ይመስል::