Hadith Representative
Pada hari kiamat kalian akan dipanggil dengan nama-nama kalian, maka baguskanlah nama kalian
Imam Abu Dawud : 4297حَدَّثَنَا عَمْرُو بْنُ عَوْنٍ قَالَ أَخْبَرَنَا ح و حَدَّثَنَا مُسَدَّدٌ قَالَ حَدَّثَنَا هُشَيْمٌ عَنْ دَاوُدَ بْنِ عَمْرٍو عَنْ عَبْدِ اللَّهِ بْنِ أَبِي زَكَرِيَّا عَنْ أَبِي الدَّرْدَاءِ قَالَقَالَ رَسُولُ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ إِنَّكُمْ تُدْعَوْنَ يَوْمَ الْقِيَامَةِ بِأَسْمَائِكُمْ وَأَسْمَاءِ آبَائِكُمْ فَأَحْسِنُوا أَسْمَاءَكُمْقَالَ أَبُو دَاوُد ابْنُ أَبِى زَكَرِيَّا لَمْ يُدْرِكْ أَبَا الدَّرْدَاءِ
[ኣምሩ ቢን ዓን] ኢሉና ኣሎ፤ ሓቢሩና ኣሎ። -ኣብ ካልእ መስመር ተጠቒሱ ኣሎ- [ሙሳዳድ] ምስ ነገረና ከምዚ ኢሉ፤ ነጊሩና ኣሎ [ሑስያም] ካብ [ዳዉድ ቢን ዓምሩ] ካብ [ዓብደላ ቢን ኣቡ ዘካርያ] ካብ [ኣቡ ዳርዳ] ከምዚ ኢሉ ረሱል ረሱል ሰለላሁ ዓለይሂ ዋሰላም ከምዚ ኢሎም:- ብሓቂ ኣብ መዓልቲ ቂያም ብስማትኩምን ብስም ኣቦታትኩምን ክትጽውዑ ኢኹም ስለዚ ኣስማትኩም ጽቡቅ ይኹኑ’ ኢሎም። ኣቡዳውድ ድማ ኢብን ኣቡ ዘካርያ ምስ ኣቡ ዳርዳ ተራኺቡ ኣይፈልጥን’ ኢሉ።