Hadith Representative
Segala sesuatu itu terjadi sesuai takdir, hingga malas dan semangat juga takdir
Imam Ahmad : 5627حَدَّثَنَا إِسْحَاقُ يَعْنِي ابْنَ الطَّبَّاعِ أَخْبَرَنِي مَالِكٌ عَنْ زِيَادِ بْنِ سَعْدٍ عَنْ عَمْرِو بْنِ مُسْلِمٍ عَنْ طَاوُسٍ الْيَمَانِيِّ قَالَ أَدْرَكْتُ نَاسًا مِنْ أَصْحَابِ النَّبِيِّ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ يَقُولُونَ كُلُّ شَيْءٍ بِقَدَرٍ قَالَ وَسَمِعْتُ عَبْدَ اللَّهِ بْنَ عُمَرَ يَقُولُ قَالَ رَسُولُ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ كُلُّ شَيْءٍ بِقَدَرٍ حَتَّى الْعَجْزُ وَالْكَيْسُ
ነጊሩና ኣሎ [ኢሻቅ ማለት ኢብን ጣባ'] ነጊሩኒ ኣሎ [ማሊክ] ካብ [ዚያድ ቢን ሰዓድ] ካብ [ዓመር ቢን ሙስሊም] ካብ [ታውሱስ ኣል ያማኒ]: ከምዚ ኢሉ: ሓያሎ ሰባት ካብ ሰሓባ ናይ ነቢ ሰለላሁዓላይሂ ወሰላም ክብሉ ረኺበዮም፤ ኩሉ ከም ዕጫ እዩ ዝኸይድ። ንሱ -ታውስ- ከምዚ በለ: ከምኡ ውን [ዓብደላ ቢን ዑመር] ክብል ሰሚዐዮ: ረሱሉላህ ሰለላሁዓለይሂ ወሰላም: 'ኩሉ ነገር ከከም ዕጫ እዩ ዝኸውን: ክሳብ እቶም ድኹማትን ንጡፋትን -ኣብ ንጥፈታት-'::