Hadith Representative
Nabi Musa menampar Malaikat maut dan memohon penundaan kematian hingga akhirnya meminta dimakamkan dekat tanah suci
Imam Bukhari : 1253حَدَّثَنَا مَحْمُودٌ حَدَّثَنَا عَبْدُ الرَّزَّاقِ أَخْبَرَنَا مَعْمَرٌ عَنْ ابْنِ طَاوُسٍ عَنْ أَبِيهِ عَنْ أَبِي هُرَيْرَةَ رَضِيَ اللَّهُ عَنْهُ قَالَأُرْسِلَ مَلَكُ الْمَوْتِ إِلَى مُوسَى عَلَيْهِمَا السَّلَام فَلَمَّا جَاءَهُ صَكَّهُ فَرَجَعَ إِلَى رَبِّهِ فَقَالَ أَرْسَلْتَنِي إِلَى عَبْدٍ لَا يُرِيدُ الْمَوْتَ فَرَدَّ اللَّهُ عَلَيْهِ عَيْنَهُ وَقَالَ ارْجِعْ فَقُلْ لَهُ يَضَعُ يَدَهُ عَلَى مَتْنِ ثَوْرٍ فَلَهُ بِكُلِّ مَا غَطَّتْ بِهِ يَدُهُ بِكُلِّ شَعْرَةٍ سَنَةٌ قَالَ أَيْ رَبِّ ثُمَّ مَاذَا قَالَ ثُمَّ الْمَوْتُ قَالَ فَالْآنَ فَسَأَلَ اللَّهَ أَنْ يُدْنِيَهُ مِنْ الْأَرْضِ الْمُقَدَّسَةِ رَمْيَةً بِحَجَرٍ قَالَ قَالَ رَسُولُ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ فَلَوْ كُنْتُ ثَمَّ لَأَرَيْتُكُمْ قَبْرَهُ إِلَى جَانِبِ الطَّرِيقِ عِنْدَ الْكَثِيبِ الْأَحْمَرِ
ነጊሩና ኣሎ [ማሕሙድ] ነጊሩና ኣሎ [ዓብዱር ራዛቅ] ነጊሩና ኣሎ [ማዓመር] ካብ [ኢብን ታውስ] ካብ [ኣቡኡ] ካብ [ኣቡ ሑረይራ ራድሊያላሁ ዓንሁ] ከምዚ ኢሉ:- ሓደ መዓልቲ መልኣኽ ሞት ናብ ሙሳ ዓላይሂሰላም ተላኢኹ። ምስ ተራኸበ -ነቢ ሙሳ ዓለይሂሰላም- ኣብ ዓይኑ ወቒዖም። ስለዚ መልኣኽ ሞት ናብ ጐይታኡ ተመሊሱ ናብቲ ክመውት ዘይደሊ ባርያ ሰዲድካኒ’ በሎ። ስለዚ ኣላህ ኣዒንቱ ናብኡ ኣቕኒዑ ከምዚ በሎ: ተመለስ እሞ ኢዱ ኣብ ሕቖ ብዕራይ ኣንብር ንገሮ: ማለት ነፍሲ ወከፍ ጸጉሪ ናይቲ ብኢዱ ዝተሸፈነ ብዕራይ ማለት ሓደ ዓመት ዕድመ ማለት እዩ። ነቢይ ሙሳ ዓሌሂሰላም ከምዚ ኢሎም ሓተቱ: ‘ኦ ረቢ ድሕሪ እዚ እንታይ? ኣላህ ከምዚ ይብል:: 'ሞት'። ስለዚ ነቢይ ሙሳ ዓሌይሂሰላም 'ሕጂ እዩ እቲ ግዜ' ኢሎም። ድሕሪኡ ነቢይ ሙሳ ዓላይሂሳላም ንኣላህ ናብታ ቅድስቲ መሬት - ኣል ሙቃዳስ - ኣብ ውሽጢ ርሕቀት እምኒ ከቕርቦ ሓተትዎ'። ኣቡ ሑረይራ ኣላህ ይሕጎሰሎም ከምዚ ኢሎም፤ ሽዑ ረሱሉላሁ ዓለይሂ ዋሰላም ከምዚ በሎም: ኣነ ኣብኡ እንተዝኸውን ብርግጽ ሃለዋት ናይቲ ኣብ ወሰን ጽርግያ ኣብ ትሕቲ ኵምራ ቀይሕ ሑጻ ዝርከብ መቓብሩ ምገለጽኩኻ’።