Hadith Representative
Mengikuti imam dalam keadaan makmum yang masbuk (terlambat): shalatlah dan apa-apa yang kalian tertinggal maka sempurnakanlah
Imam Muslim : 946حَدَّثَنَا مُحَمَّدُ بْنُ رَافِعٍ حَدَّثَنَا عَبْدُ الرَّزَّاقِ حَدَّثَنَا مَعْمَرٌ عَنْ هَمَّامِ بْنِ مُنَبِّهٍ قَالَ هَذَا مَا حَدَّثَنَا أَبُو هُرَيْرَةَ عَنْ رَسُولِ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ فَذَكَرَ أَحَادِيثَ مِنْهَا وَقَالَ رَسُولُ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ إِذَا نُودِيَ بِالصَّلَاةِ فَأْتُوهَا وَأَنْتُمْ تَمْشُونَ وَعَلَيْكُمْ السَّكِينَةُ فَمَا أَدْرَكْتُمْ فَصَلُّوا وَمَا فَاتَكُمْ فَأَتِمُّوا
ነጊሩና ኣሎ [መሓመድ ቢን ራፊ'] ነጊሩና ኣሎ [ዓብዱራዛቅ] ነጊሩና ኣሎ [ማዓማር] ካብ [ሓማም ቢን ሙናቢህ] ኢሉ፣ እዚ እዩ ብ[ኣቡ ሑረይራ] ካብ ነቢ ሰለላሁ ዓለይሂ ዋሰላም ዝተነግረና፣ -ድሕሪኡ ኣቡ ሑረይራ ሓያሎ ሓዲስ ጠቒሱ ሓዊሱ- ረሱሉላህ ሸላሁ ዓለይሂ ዋሳላም ከምዚ በለ: ‘ኢቃማት ተኣዊጁ እንተ ዀይኑ: ስለዚ ብታህዋኽ ናብኡ ኣይትኺድ: እንታይ ደኣ እናተጓዓዝካ ምጻእ እሞ ህድእ በል:: ካብ ጸሎት ዝረኸብካዮ ስዓቦ፡ ዝሰኣንካዮ ድማ ፍጹም ግበሮ'።