Hadith Representative
Ada tiga hal yang ketiganya wajib bagiku dan sunnah bagi kalian, antara lain shalat witir
Imam Ahmad : 1946حَدَّثَنَا شُجَاعُ بْنُ الْوَلِيدِ عَنْ أَبِي جَنَابٍ الْكَلْبِيِّ عَنْ عِكْرِمَةَ عَنِ ابْنِ عَبَّاسٍ قَالَ سَمِعْتُ رَسُولَ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ يَقُولُ ثَلَاثٌ هُنَّ عَلَيَّ فَرَائِضُ وَهُنَّ لَكُمْ تَطَوُّعٌ الْوَتْرُ وَالنَّحْرُ وَصَلَاةُ الضُّحَى
[ስዩጃ ቢን ኣል ወሊድ] ካብ [ኣቡ ጀናብ ኣል ካልቢ] ካብ [ኢክሪማ] ካብ [ኢብን ዓባስ] ነጊሩና ኣሎ ኢሉ፤ ረሱል ሰለላሁ ዓለይሂ ዋሰላም ከምዚ ክብሉ ሰሚዐዮም : - ንዓይ ግዴታ ዝኾና ሰለስተ ነገራት ኣለዋ ንዓኻ ድማ ሱና ዝኾና ንሳተን ድማ- ዊትር ሰላት : መስዋእቲ - ምሕራድ - ከምኡ ውን ፍርቂ መዓልቲ ሰላት እየን ።