Hadith Representative
Rasulullah membaca surat al-kafirun dan al-ikhlas dalam shalat maghrib
Imam Ibnu Majah : 825حَدَّثَنَا أَحْمَدُ بْنُ بُدَيْلٍ حَدَّثَنَا حَفْصُ بْنُ غِيَاثٍ حَدَّثَنَا عُبَيْدُ اللَّهِ عَنْ نَافِعٍ عَنْ ابْنِ عُمَرَ قَالَكَانَ النَّبِيُّ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ يَقْرَأُ فِي الْمَغْرِبِ قُلْ يَا أَيُّهَا الْكَافِرُونَ وَقُلْ هُوَ اللَّهُ أَحَدٌ
ነጊሩና ኣሎ [ኣሕመድ ቢን ቡዳይል] ኢሉ፡ ነጊሩና ኣሎ [ሓፍሽ ቢን ጊያት] ኢሉ፡ ነጊሩና ኣሎ [ዑበይዱላህ] ካብ [ናፊ’] ካብ [ኢብን ዑመር] ከምዚ ኢሉ፡ ‘ኣብ ናይ ምሸት ሰላት ነቢ ሰለላሁ ዓለይሂ ዋሰላም ኩሉ ግዜ የንብቡ፤ 'ቁል ያ ኣይዩሃ ኣል ካፊሩና -በሎ: 'ኣንታ ኩፋር-: ከምኡውን ቁል ሁዋ ኣላሁ ኣሃድ -በሎ: 'ንሱ ኣላህ ሓደን እንኮን እዩ-:: ' .