Hadith Representative
Pada dua rakaat yang terakhir membaca surat Al-Fatihah saja
Imam Nasa'i : 967أَخْبَرَنَا مُحَمَّدُ بْنُ الْمُثَنَّى قَالَ حَدَّثَنَا عَبْدُ الرَّحْمَنِ بْنُ مَهْدِيٍّ قَالَ حَدَّثَنَا أَبَانُ بْنُ يَزِيدَ عَنْ يَحْيَى بْنِ أَبِي كَثِيرٍ عَنْ عَبْدِ اللَّهِ بْنِ أَبِي قَتَادَةَ عَنْ أَبِيهِ قَالَكَانَ رَسُولُ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ يَقْرَأُ فِي الظُّهْرِ وَالْعَصْرِ فِي الرَّكْعَتَيْنِ الْأُولَيَيْنِ بِأُمِّ الْقُرْآنِ وَسُورَتَيْنِ وَفِي الْأُخْرَيَيْنِ بِأُمِّ الْقُرْآنِ وَكَانَ يُسْمِعُنَا الْآيَةَ أَحْيَانًا وَكَانَ يُطِيلُ أَوَّلَ رَكْعَةٍ مِنْ صَلَاةِ الظُّهْرِ
ሓቢሩና ኣሎ [መሓመድ ቢን ኣል ሙትሳና] ኢሉ፤ ነጊሩና ኣሎ [ዓብዱራሕማን ቢን ማህዲ] ኢሉ፤ ነጊሩና ኣሎ [ኣባን ቢን ያዚድ] ካብ [ያሕያ ቢን ኣቡ ካቲር] ካብ [ዓብደላ ቢን ኣቡ ቃታዳ] ካብ [ኣቡኡ] ኢሉ፤ ረሱሉላህ ሰለላሁዓላይሂ ዋሰላም ንሰላት ዙህርን ኣስርን -ብጅማሮ- የንብብ ነበረ፣ ኣብተን ቀዳሞት ክልተ ረካዓታት ኡሙል ቁርኣን -ፋቲሓ- ክልተ ሱራታትን ከንብብ ከሎ፣ ኣብተን ናይ መወዳእታ ክልተ ረካዓታት ድማ ኡሙል ቁርኣን -ፋቲሃ- ጥራይ እዩ ዘንብብ። ሓደ ሓደ ግዜ ኣያታት ይሰምዓና ነበረ፣ ንሱ ድማ ሰለላሁዓላይሂ ዋሰላም ቀዳመይቲ ረካዓ ናይ ዙሁር ሰላት የናውሕ ነበረ።