Hadith Representative
Bagi tangan bertanggung jawab terhadap apa yang diambil hingga ia menunaikannya (mengembalikannya)
Imam Tirmidzi : 1187حَدَّثَنَا مُحَمَّدُ بْنُ الْمُثَنَّى حَدَّثَنَا ابْنُ أَبِي عَدِيٍّ عَنْ سَعِيدٍ عَنْ قَتَادَةَ عَنْ الْحَسَنِ عَنْ سَمُرَةَعَنْ النَّبِيِّ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ قَالَ عَلَى الْيَدِ مَا أَخَذَتْ حَتَّى تُؤَدِّيَقَالَ قَتَادَةُ ثُمَّ نَسِيَ الْحَسَنُ فَقَالَ فَهُوَ أَمِينُكَ لَا ضَمَانَ عَلَيْهِ يَعْنِي الْعَارِيَةَ قَالَ أَبُو عِيسَى هَذَا حَدِيثٌ حَسَنٌ صَحِيحٌ وَقَدْ ذَهَبَ بَعْضُ أَهْلِ الْعِلْمِ مِنْ أَصْحَابِ النَّبِيِّ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ وَغَيْرِهِمْ إِلَى هَذَا وَقَالُوا يَضْمَنُ صَاحِبُ الْعَارِيَةِ وَهُوَ قَوْلُ الشَّافِعِيِّ وَأَحْمَدَ و قَالَ بَعْضُ أَهْلِ الْعِلْمِ مِنْ أَصْحَابِ النَّبِيِّ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ وَغَيْرِهِمْ لَيْسَ عَلَى صَاحِبِ الْعَارِيَةِ ضَمَانٌ إِلَّا أَنْ يُخَالِفَ وَهُوَ قَوْلُ الْثَّوْرِيِّ وَأَهْلِ الْكُوفَةِ وَبِهِ يَقُولُ إِسْحَقُ
ነጊሩና ኣሎ [መሓመድ ቢን ኣል ሙትሳና] ነጊሩና ኣሎ [ኢብን ኣቡ ዓዲ] ካብ [ሰዒድ] ካብ [ቃታዳ] ካብ [ኣልሓሰን] ካብ [ሳሙራ] ካብ ነቢ ሰለላሁ ዓለይሂ ዋሰላም ኢሉና፤ 'ኢድ ክሳብ እትመልሶ - ክሳብ እትፍጽሞ - ንዝወሰደቶ ተሓታቲት እያ' ይብል ቃታዳ፤ ሽዑ ኣል ሓሰን ረሲዑ ከምዚ በለ፤ ንሱ እቲ ትኣምኖ ሰብ ስለ ዝኾነ ሓላፍነት ስለዘየለ፡ እዚ እንታይ ማለት እዩ -ብዛዕባ- ኣርያሕ -ልቓሕን ምልቃሕን- እዩ ዝዛረብ ዘሎ። ኣቡ ዒሳ ከምዚ ኢሎም፤ እዚ ሓዲስ እዚ ጭቡጥ ስለዝኾነ ገለ ሊቃውንቲ ካብ ሰሓባ ረሱል ሰለላሁ ዓለይሂ ዎሰላም ካብኡ ወጻኢ ድማ በዚ ሓዲስ ክምርሑ ይፍትኑ ይብሉ፤ ተለቃሒ -ዋሕስ- ይሽከም፣ እዚ ርእይቶ ኣሽ ስያፊዒን ኣሕመድን እዩ። ከምኡ ውን ገለ ሊቃውንቲ ካብ ሰሓባ ረሱል ሰለላሁ ዓለይሂ ዋሰላምን ብዘይካኦምን ከምዚ ይብሉ፤ ፅግዕተኛነት - ዋሕስ - ንተለቃሒ ኣይኮነን እንተዘይተሰማሚዑ፣ እዚ ርእይቶ ኣፅ ፃውሪን ህዝቢ ኩፋን እዩ እዚ ድማ ኢስሓቕ ዝበሎ እዩ።