Hadith Representative
Sesungguhnya yang pertama kali allah ciptakan adalah al-qalam (pena)
Imam Abu Dawud : 4078حَدَّثَنَا جَعْفَرُ بْنُ مُسَافِرٍ الْهُذَلِيُّ حَدَّثَنَا يَحْيَى بْنُ حَسَّانَ حَدَّثَنَا الْوَلِيدُ بْنُ رَبَاحٍ عَنْ إِبْرَاهِيمَ بْنِ أَبِي عَبْلَةَ عَنْ أَبِي حَفْصَةَ قَالَ قَالَ عُبَادَةُ بْنُ الصَّامِتِ لِابْنِهِ يَا بُنَيَّ إِنَّكَ لَنْ تَجِدَ طَعْمَ حَقِيقَةِ الْإِيمَانِ حَتَّى تَعْلَمَ أَنَّ مَا أَصَابَكَ لَمْ يَكُنْ لِيُخْطِئَكَ وَمَا أَخْطَأَكَ لَمْ يَكُنْ لِيُصِيبَكَ سَمِعْتُ رَسُولَ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ يَقُولُ إِنَّ أَوَّلَ مَا خَلَقَ اللَّهُ الْقَلَمَ فَقَالَ لَهُ اكْتُبْ قَالَ رَبِّ وَمَاذَا أَكْتُبُ قَالَ اكْتُبْ مَقَادِيرَ كُلِّ شَيْءٍ حَتَّى تَقُومَ السَّاعَةُ يَا بُنَيَّ إِنِّي سَمِعْتُ رَسُولَ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ يَقُولُ مَنْ مَاتَ عَلَى غَيْرِ هَذَا فَلَيْسَ مِنِّي
ነጊሩና ኣሎ [ጃዕፈር ቢን ሙሳፊር ኣል ሑድዛሊ] ኢሉ፣ ነጊሩና ኣሎ [ያሕያ ቢን ሓሰን] ኢሉ፣ ነጊሩና ኣሎ [ኣል ወሊድ ቢን ራባሕ] ካብ [ኢብራሂም ቢን ኣቡ ኣብላህ] ካብ [ኣቡ ሓፍሻህ] ኢሉ፤ [ኡባዳ ቢን ኣሽ ሻሚት] ንወዱ ‘ኦ ወደይ ብሓቂ ጥዑም ናይ እምነት ክትጥዕም ኣይትኽእልን ኢኻ ክሳብ እቲ ብጽሒትካ ክኸውን ዝተመደበልካ ከም ዘይሓልፈካ፡ እቲ ብጽሒትካ ክኸውን ዘይተመደበ ድማ ከም ዘይትረኽቦ። ሓደ ግዜ ነቢ ሰለላሁ ዓለይሂ ዋሰላም ከምዚ ክብሉ ሰሚዐዮም ነይረ:- ‘መጀመርታ ኣላህ ዝፈጠሮ ነገር ብርዒ እዩ ነይሩ: ድሕሪኡ ኣላህ ከምዚ በሎ: ጽሓፍ!’ እታ ብርዒ ድማ ‘ኦ ረቢ እንታይ ክጽሕፍ?’ ኢላ መለሰትሉ። ኣላህ ድማ ከምዚ ኢሉ መለሰ፦ ‘ክሳብ መዓልቲ ፍርዲ ዝኸውን ኩሉ ዕጫታት ጽሓፍ’። ኦ ወደይ ሓደ እዋን ነቢ ሰለላሁ ዓለይሂ ዎሰላም ከምዚ ክብሉ ሰሚዐዮም ነይረ: ከምዚ ዓይነት እምነት ዘይብሉ ዝሞተ ካብ ጉጅለይ ኣይኮነን’።