Imam Darimi : 3461
Imam Darimi : 3462
Imam Darimi : 3463
Imam Darimi : 3464
Imam Darimi : 3465
Imam Darimi : 3466
Imam Darimi : 3467
Imam Darimi : 3468
Imam Darimi : 3469
حَدَّثَنَا أَبُو الْمُغِيرَةِ حَدَّثَتْنَا عَبْدَةُ عَنْ خَالِدِ بْنِ مَعْدَانَ قَالَ مَنْ قَرَأَ عَشْرَ آيَاتٍ مِنْ الْكَهْفِ لَمْ يَخَفْ الدَّجَّالَ
ኣል ሓካም ቢን ናፊዕ ካብ ስዩዓይብ ካብ ኣዝ ዙህሪ ነጊሩና ኣሎ ኢሉ፤ ሰዒድ ቢን ኣል ሙሳያብን ኣቡ ሰላማ ቢን ዓብዱራሕማንን ኣቡ ሑረይራ ከምዚ ኢሎም ጸብጺቦምልና ኣለዉ፤ ረሱል صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ ፡ ረቢ ነዛ ኣያ ምስ ኣውረደት ተንሲኦም : -ንናይ ቀረባ ኣዝማድካ ድማ መጠንቀቕታ ሃቦም-። ብድሕሪኡ ከምዚ በለ: ኣቱም ህዝቢ ቁረይሽ ካብ መቕጻዕቲ ኣላህ ነብስኹም ሸጡ: ምኽንያቱ ኣነ ካብ መቕጻዕቲ ኣላህ ሓንቲ ቁራቦ ከድሕነኩም ስለ ዘይክእል:: ኦ ባኑ ዓብዱ ማናፍ ካብ መቕጻዕቲ ኣላህ ሓንቲ ቁሩብ ከድሕነካ ኣይክእልን እየ። ኦ ኣባስ ቢን ዓብዱልሙተሊብ ካብ መቕጻዕቲ ኣላህ ሓንቲ ቁሩብ ከድሕነካ ኣይክእልን እየ። ኦ ሻፊያ ኣኮይ ረሱሉላህ ካብ መቕጻዕቲ ኣላህ ሓንቲ ቁሩብ ከድሕነኪ ኣይክእልን እየ። ኦ ፋጢማ ቢንቱ መሓመድ እንታይ ከም እትደሊ ሕተተኒ ምኽንያቱ ካብ መቕጻዕቲ ኣላህ ሓንቲ ቁሩብ ከድሕነካ ኣይክእልን እየ።'