Rasulullah menolak pemakaian sutra dan menjelaskan bahwa pemberiannya bukan untuk dipakai, agar supaya dijual atau dimanfaatkan
Imam Bukhari : 896
حَدَّثَنَا أَبُو الْيَمَانِ قَالَ أَخْبَرَنَا شُعَيْبٌ عَنْ الزُّهْرِيِّ قَالَ أَخْبَرَنِي سَالِمُ بْنُ عَبْدِ اللَّهِ أَنَّ عَبْدَ اللَّهِ بْنَ عُمَرَ قَالَأَخَذَ عُمَرُ جُبَّةً مِنْ إِسْتَبْرَقٍ تُبَاعُ فِي السُّوقِ فَأَخَذَهَا فَأَتَى بِهَا رَسُولَ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ فَقَالَ يَا رَسُولَ اللَّهِ ابْتَعْ هَذِهِ تَجَمَّلْ بِهَا لِلْعِيدِ وَالْوُفُودِ فَقَالَ لَهُ رَسُولُ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ إِنَّمَا هَذِهِ لِبَاسُ مَنْ لَا خَلَاقَ لَهُ فَلَبِثَ عُمَرُ مَا شَاءَ اللَّهُ أَنْ يَلْبَثَ ثُمَّ أَرْسَلَ إِلَيْهِ رَسُولُ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ بِجُبَّةِ دِيبَاجٍ فَأَقْبَلَ بِهَا عُمَرُ فَأَتَى بِهَا رَسُولَ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ فَقَالَ يَا رَسُولَ اللَّهِ إِنَّكَ قُلْتَ إِنَّمَا هَذِهِ لِبَاسُ مَنْ لَا خَلَاقَ لَهُ وَأَرْسَلْتَ إِلَيَّ بِهَذِهِ الْجُبَّةِ فَقَالَ لَهُ رَسُولُ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ تَبِيعُهَا أَوْ تُصِيبُ بِهَا حَاجَتَكَ
ነጊሩና ኣሎ [ኣቡ ኣል ያማን] ኢሉ፡ ነጊሩና ኣሎ [ስዩዓይብ] ካብ [ኣዝ ዙህሪ] ኢሉ፡ ነጊሩኒ ኣሎ [ሰሊም ቢን ዓብደላ] [ዓብደላ ቢን ዑመር] ከም ዝበሎ፡ ''ዑመር ካብ ስልክ ዝተሰርሐ ልብሲ ኣምጺኡ ኣብ ዕዳጋ ዝገዝኦ፡ እቲ ካባ ድሕሪኡ ንረሱሉላህ ሰለላሁ ዓለይሂ ወሰላም ከምዚ ኢሉ ሂብዎ። ረሱሉላህ ኣብ ግዜ ሰላት ዒድ ወይ ንልኡኻት ኣብ እትቕበሉሉ እዋን መልክዕካ ምእንቲ ከተመሓይሽ ነዚ ልብሲ ግዝኣዮ። ድሕሪኡ ረሱሉላሁ ዓለይሂ ዎሰላም ከምዚ በሎ:- እዚ ክዳን ናይ ሓደ ሰብ እዩ -ኣብ ድሕሪ ሞት- ብጽሒት ዘይህልዎ ሰብ ኢዩ። ሽዑ ዑመር ከም ፍቓድ ኣላህ ንዝተወሰነ ግዜ ኣይተራእየን፡ ረሱል ሰለላሁ ዓለይሂ ዋሰላም ድሕሪኡ ናብ ዑመር ካብ ስልክ ዝተሰርሐ ልብሲ ሰደደሉ። ስለዚ ዑመር ናብ ረሱል (ሰለላሁ ዓለይሂ ወሰለም) ወሲዱ ከምዚ በሎ፦ ‘ኦ ረሱል ረሱል እዚ ክዳውንቲ ሂብካኒ፣ ዋላ እኳ ‘እዚ ክዳውንቲ ናይ ሓደ ብጽሒት ዘይህልዎ ሰብ እዩ -ኣብ ድሕሪ ሞት-’ እንተበልካ። ደሓር ስለምንታይ ኢኻ ሰዲድካለይ፧’ ኢሉ መለሰሉ። ስለዚ ረሱሉላሁ ዓለይሂ ዋሰላም ሸጥዎ ወይ ድማ ብእኡ ድሌታትካ ከተማልእ ትኽእል ኢኻ ኢሉዎ።