Pada hari jum’at para malaikat hadir di pintu masjid mencatat siapa orang yang datang paling awal dan seterusnya
Imam Bukhari : 877
حَدَّثَنَا آدَمُ قَالَ حَدَّثَنَا ابْنُ أَبِي ذِئْبٍ عَنْ الزُّهْرِيِّ عَنْ أَبِي عَبْدِ اللَّهِ الْأَغَرِّ عَنْ أَبِي هُرَيْرَةَ قَالَقَالَ النَّبِيُّ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ إِذَا كَانَ يَوْمُ الْجُمُعَةِ وَقَفَتْ الْمَلَائِكَةُ عَلَى بَابِ الْمَسْجِدِ يَكْتُبُونَ الْأَوَّلَ فَالْأَوَّلَ وَمَثَلُ الْمُهَجِّرِ كَمَثَلِ الَّذِي يُهْدِي بَدَنَةً ثُمَّ كَالَّذِي يُهْدِي بَقَرَةً ثُمَّ كَبْشًا ثُمَّ دَجَاجَةً ثُمَّ بَيْضَةً فَإِذَا خَرَجَ الْإِمَامُ طَوَوْا صُحُفَهُمْ وَيَسْتَمِعُونَ الذِّكْرَ
ተነጊሩና ኣሎ [ኣዳም] ኢሉ፡ ተነጊሩና ኣሎ [ኢብን ኣቡ ድዚብ] ካብ [ኣዝ ዙህሪ] ካብ [ኣቡ ዓብደላ ኣል ኣግሃር] ካብ [ኣቡ ሑረይራ] ከምዚ ኢሎም፡ ‘ረሱል ሰለላሁ ዓለይሂ ዋሰላም ከምዚ ኢሎም:-ዓርቢ መላእኽቲ ኣብ ኣፍደገ መስጊድ ተረኺቦም መን ቀዳሞት ከም ዝመጽእ ኣስተብሂሎም ወዘተ። መጀመርያ ናብ መስጊድ ዝመጽእ ሰብ ከም ሓደ ገመል ዝስውእ ሰብ፡ ደሓር ከም ላም ዝስውእ ሰብ፡ ድሕሪኡ ከም ቀርኒ ዘለዎ ምራኽ ዝስውእ፡ ድሕሪኡ ከም ደርሆ ዝስውእ፡ ድሕሪኡ ከም እንቋቑሖ ዝስውእ ሰብ እዩ። ከምኡ ውን ኢማም -ስብከት ክህብ- ምስ ወጸ፡ ሽዑ መላእኽቲ ደፍተሮም ዓጽዮም ድሕሪኡ ድኽር -ኩትባ-' ይሰምዑ።