Revert to Islam, click here
ISLAM AL-HAQ: QURAN & HADITH
(The True Islam)



Imam Ahmad : 20923

حَدَّثَنَا بَهْزٌ حَدَّثَنَا حَمَّادٌ أَنَا سَعِيدُ بْنُ جُمْهَانَ حَدَّثَنِي سَفِينَةُ أَنَّ رَجُلًا ضَافَ عَلِيًّا رَضِيَ اللَّهُ عَنْهُ فَصَنَعَ لَهُ طَعَامًا فَقَالَتْ فَاطِمَةُ لِعَلِيٍّ لَوْ دَعَوْتَ النَّبِيَّ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ فَأَكَلَ مَعَنَا فَدَعَوْنَاهُ فَجَاءَ فَأَخَذَ بِعِضَادَتَيْ الْبَابِ وَقَدْ ضَرَبْنَا قِرَامًا فِي نَاحِيَةِ الْبَيْتِ فَلَمَّا رَآهُ رَجَعَ قَالَتْ فَاطِمَةُ لِعَلِيٍّ الْحَقْهُ فَانْظُرْ مَا رَجَعَهُ قَالَ مَا رَدَّكَ يَا نَبِيَّ اللَّهِ قَالَ لَيْسَ لِنَبِيٍّ أَنْ يَدْخُلَ بَيْتًا مُزَوَّقًا حَدَّثَنَا أَبُو كَامِلٍ بِمَعْنَاهُ قَالَ إِنَّهُ لَيْسَ لِي أَوْ قَالَ لَيْسَ لِنَبِيٍّ أَنْ يَدْخُلَ بَيْتًا مُزَوَّقًا

ነጊሩና ኣሎ [ባህዝ] ነጊሩና ኣሎ [ሓማድ] ነጊሩና ኣሎ [ሰዒድ ቢን ጁምሃን] ነጊሩኒ ኣሎ [ሰፊና] ሓደ ሰብ ንዓሊ ራድልያላሁዓንሁ ኣዘናጊዑ ድሕሪኡ መግቢ ሰሪሑሉ፣ ድሕሪኡ ፋጢማ ንዓሊ፤ ንረሱሉላህ ሰለላሁዓለይሂ ዋሰላም እንተደዊልኩም ምሳና ክትበልዑ። ሽዑ ደዊልናሉ፡ መጺኡ ንኽልቲኡ ሸነኽ ናይቲ ማዕጾ ሒዙ፡ ኣብ ኩርናዕ ገዛ ቀጢን ጨርቂ ኣእተናዮ። ረሱል ሰለላሁዓለይሂ ዋሰላም ምስ ረኣይዎ ብኡ ንብኡ ተገልቢጦም። ፋጢማ ንዓሊ፤ ተኸታተልዎ እሞ እንታይ ከም ዝግልበጥ ሕተቶ። ንዓሊ ሕተት፤ እንታይ እዩ ክትምለስ ዝገበረካ ኣንታ ነቢይ ኣላህ? ኢሉ መለሰ፤ 'ነቢይ ሕብራዊ ስእልታት ዘለዎ ገዛ ክኣቱ የብሉን'። ንዓና [ኣቡ ካሚል] ትርጉሙ ምስ ነገሩና ረሱሉላህ ሰለላሁዓለይሂ ዋሰላም ከምዚ በለ:- ብሓቂ ሓደ ነቢይ ሕብራዊ ስእልታት ዘለዎ ገዛ ክኣቱ ኣይፍቀድን እዩ’ በለ።