Imam Bukhari : 705
حَدَّثَنَا حَجَّاجٌ حَدَّثَنَا شُعْبَةُ قَالَ أَنْبَأَنَا أَبُو إِسْحَاقَ قَالَ سَمِعْتُ عَبْدَ اللَّهِ بْنَ يَزِيدَ يَخْطُبُ قَالَ حَدَّثَنَا الْبَرَاءُ وَكَانَ غَيْرَ كَذُوبٍأَنَّهُمْ كَانُوا إِذَا صَلَّوْا مَعَ النَّبِيِّ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ فَرَفَعَ رَأْسَهُ مِنْ الرُّكُوعِ قَامُوا قِيَامًا حَتَّى يَرَوْنَهُ قَدْ سَجَدَ
ኣዘንትዩልና ኣሎ [ሓጃጅ] ኣዘንትዩልና ኣሎ [ስዩዓ] ከምዚ ኢሉ: [ኣቡ ኢስሓቕ] ከምዚ ኢሉ ጸብጺቡልና: [ዓብደላ ቢን ያዚድ] ክሰብኽ ሰሚዐ፤ [ኣል ባራ`] ከምዚ ኢሉና -ሓሳዊ ድማ ኣይነበረን- ‘ሰሓባ ምስ ነቢ ሰለላሁ ዓለይሂ ዎሰላም ክጽልዩ ከለዉ ካብ ስግደት ርእሱ እንተ ኣልዒሉ ሰሓባ ክሳብ ስግደት ከም ዝረኣዩ ደው ኢሎም ይጸንሑ’።