Imam Ahmad : 18779
حَدَّثَنَا مُحَمَّدُ بْنُ جَعْفَرٍ حَدَّثَنَا عُثْمَانُ بْنُ غِيَاثٍ عَنْ أَبِي عُثْمَانَ عَنْ أَبِي مُوسَى قَالَ قَالَ رَسُولُ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ هَلْ تَدْرِي أَوْ هَلْ أَدُلُّكَ عَلَى كَنْزٍ مِنْ كُنُوزِ الْجَنَّةِ قَالَ اللَّهُ وَرَسُولُهُ أَعْلَمُ قَالَ لَا حَوْلَ وَلَا قُوَّةَ إِلَّا بِاللَّهِ
ነጊሩና ኣሎ [መሓመድ ቢን ጃዕፋር] ነጊሩና ኣሎ [ዑስማን ቢን ጊያት] ካብ [ኣቡ ዑስማን] ካብ [ኣቡ ሙሳ] ከምዚ ኢሉ፤ ረሱሉላሁ ዓለይሂ ዋሰላም ከምዚ በለ:- ትፈልጥ ዲኻ -ወይ- ሓደ ካብቲ ናይ ሰማይ ዕቋር ከርእየካ ትደሊ ዲኻ? ንሱ ድማ 'ኣላህን ረሱልን ዝያዳ ይፈልጡ' ኢሉ መለሰ። ንሱ ድማ: '-ማለት-: ላኣ ሓውላ ወላ ቁውዋታ ኢላ ቢላህ -ብጀካ ካብ ኣላህ ሓይልን ጻዕርን የለን-'።