Revert to Islam, click here
ISLAM AL-HAQ: QURAN & HADITH
(The True Islam)



Imam Bukhari : 6917

حَدَّثَنَا ابْنُ سَلَامٍ أَخْبَرَنَا هُشَيْمٌ عَنْ حُصَيْنٍ عَنْ عَبْدِ اللَّهِ بْنِ أَبِي قَتَادَةَ عَنْ أَبِيهِحِينَ نَامُوا عَنْ الصَّلَاةِ قَالَ النَّبِيُّ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ إِنَّ اللَّهَ قَبَضَ أَرْوَاحَكُمْ حِينَ شَاءَ وَرَدَّهَا حِينَ شَاءَ فَقَضَوْا حَوَائِجَهُمْ وَتَوَضَّئُوا إِلَى أَنْ طَلَعَتْ الشَّمْسُ وَابْيَضَّتْ فَقَامَ فَصَلَّى

ነጊሩና ኣሎ [ኢብን ሰላም] ነጊሩና ኣሎ [ሑሻይም] ካብ [ሑሸን] ካብ [ዓብደላ ቢን ኣቡ ቃታዳ] ካብ [ኣቡኡ]፣ እቶም ብጾት ካብ ሰላት ምስ ደቀሱ: ነቢ ሰለላሁ ዓለይሂ ዎሰላም ከምዚ ኢሎም:- ብሓቂ ኣላህ ንመንፈስኩም ከም ድላዩ ይሕዞም: ከም ድላዩ ድማ ይመልሶም’። ብድሕሪኡ እቶም ብጾት ዘድልዮም ፈጺሞም፡ ጸሓይ ክሳብ እትበርቕን ክሳብ እትጻዕድን ድማ ውዱቕ ይገብሩ ነበሩ፡ ድሕሪኡ ድማ ተንሲኡ ጸለየ’።