Imam Ahmad : 17034
حَدَّثَنَا الْحَكَمُ بْنُ مُوسَى قَالَ عَبْد اللَّهِ وَسَمِعْتُهُ أَنَا مِنْ الْحَكَمِ قَالَ حَدَّثَنَا بَقِيَّةُ قَالَ وَحَدَّثَنِي مُحَمَّدُ بْنُ عَبْدِ الرَّحْمَنِ الْيَحْصَبِيُّ قَالَ سَمِعْتُ عَبْدَ اللَّهِ بْنَ بُسْرٍ صَاحِبَ النَّبِيِّ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ يَقُولُ كَانَ رَسُولُ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ إِذَا جَاءَ الْبَابَ يَسْتَأْذِنُ لَمْ يَسْتَقْبِلْهُ يَقُولُ يَمْشِي مَعَ الْحَائِطِ حَتَّى يَسْتَأْذِنَ فَيُؤْذَنَ لَهُ أَوْ يَنْصَرِفَ
[ኣልሓካም ቢን ሙሳ] ነጊሩና ኣሎ፡ ዓብደላ ከምዚ ኢሉ፤ ካብ [ኣልሓካም] ሰሚዐዮ ከምዚ በለ: ንሱ ነጊሩና [ባቂያ] ኢሉኒ: ነጊሩኒ [መሓመድ ቢን ዓብዱራሕማን ኣል ያሕሻቢ] ከምዚ ኢሉ: [ዓብደላ ቢን ቡስር] ሓደ ካብ ሰሓባ ናይ ነቢ ሰለላሁ ዓለይሂ ዋሰላም ሰሚዐዮ: ረሱሉላህ ሰለላሁ ዓለይሂ ወሳላም ናብ ኣፍደገ ካልእ ሰብ እንተመጺኡ:: house ሽዑ መጀመርታ ፍቓድ ይሓትት እምበር ናብ ቅድሚት ማዕጾ ኣይገጥምን’። ዓብደላ 'ፍቓድ ክሳብ ዝረክብ ኣብ ጎኒ መንደቕ ገዛ ይዘውር ነይሩ፡ እንተዘይኮይኑ ሽዑ ይኸይድ ነይሩ' ኢሉ።