Rasulullah buang air kecil, kemudian beliau berwudhu dan memercikkan air kepada kemaluannya
Imam Ahmad : 16958
حَدَّثَنَا يَحْيَى بْنُ سَعِيدٍ عَنْ سُفْيَانَ حَدَّثَنِي مَنْصُورٌ وَعَبْدُ الرَّحْمَنِ بْنُ مَهْدِيٍّ قَالَ حَدَّثَنَا سُفْيَانُ وَزَائِدَةُ عَنْ مَنْصُورٍ عَنْ مُجَاهِدٍ عَنِ الْحَكَمِ بْنِ سُفْيَانَ أَوْ سُفْيَانَ بْنِ الْحَكَمِ قَالَ عَبْدُ الرَّحْمَنِ فِي حَدِيثِهِ رَأَيْتُ رَسُولَ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ بَالَ وَتَوَضَّأَ وَنَضَحَ فَرْجَهُ بِالْمَاءِ قَالَ يَحْيَى فِي حَدِيثِهِ إِنَّ النَّبِيَّ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ بَالَ وَنَضَحَ حَدَّثَنَا الْأَسْوَدُ بْنُ عَامِرٍ حَدَّثَنَا شَرِيكٌ قَالَ سَأَلْتُ أَهْلَ الْحَكَمِ بْنِ سُفْيَانَ فَذَكَرُوا أَنَّهُ لَمْ يُدْرِكْ النَّبِيَّ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ قَالَ أَبُو عَبْد الرَّحْمَنِ وَرَوَاهُ شُعْبَةُ وَوُهَيْبٌ عَنْ مَنْصُورٍ عَنْ مُجَاهِدٍ عَنْ الْحَكَمِ بْنِ سُفْيَانَ عَنْ أَبِيهِ أَنَّهُ رَأَى النَّبِيَّ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ و قَالَ غَيْرُهُمَا عَنْ مَنْصُورٍ عَنْ مُجَاهِدٍ عَنْ الْحَكَمِ بْنِ سُفْيَانَ قَالَ رَأَيْتُ النَّبِيَّ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ
ነጊሩና ኣሎ [ያሕያ ቢን ሰዒድ] ካብ [ሱፍያን] ነጊሩኒ ኣሎ [መንሱር] ከምኡ’ውን [ዓብዱራሕማን ቢን ማህዲ] ከምዚ ኢሉ፣ [ሱፍያን] ከምኡ’ውን [ዛይዳ] ካብ [መንሱር] ካብ [ሙጃሂድ] ካብ [ኣልሓካም ቢን ሱፍያን] ወይ [ሱፍያን ቢን ኣል ሓካም]፣ [ዓብዱራሕማን] ኣብ ሓዲሱ ጠቒሱ ኣሎ፣ ‘ኢሰዮ ረሱሉላሁ ዓለይሂ ዋሰላም ንእሽቶ ሽንቲ ምፍሳስ፡ ድሕሪኡ ውዱእ ፈጺሙ ኣብ ልዕሊ ብልዕቱ ማይ ነጸግ’። ያህያ ኣብ ሓዲሱ ጠቒሱ ኣሎ፣ ረሱል ሰለላሁ ዓለይሂ ዎሰላም ሽንቲ ከም ዝሽነኑ፣ ድሕሪኡ ውዱእ ከም ዝገበሩን ኣብ ልዕሊ ብልዕቱ ማይ ከም ዝነጸጉን’። ነጊሩና ኣሎ ኣል ኣስዋድ ቢን ኣሚር ነጊሩና ኣሎ ሸሪክ ከምዚ ኢሉ 'ንቤተሰብ ኣል ሓካም ቢን ሱፍያን ሓቲተዮም፡ ድሕሪኡ ምስ ነቢ ሰለላሁ ዓለይሂ ዋሰላም ተራኺቡ ከምዘይፈልጥ ጠቒሶም'። ኣቡ ዓብዱራሕማን ከምዚ ኢሎም : ' [ስዩባህ]ን [ዉሃይብን] ካብ [መንሱር] ካብ [ሙጃሂድ] ካብ [ኣልሓካም ቢን ሱፍያን] ካብ [ኣቡኡ] ነቢይ ሰለላሁ ዓለይሂ ዋሰላም ከም ዝረኣዮም ነጊሮምዎ። ከምኡ’ውን ብዘይካ እዞም ክልተ ካብ [መንሱር] ካብ [ሙጃሂድ] ካብ [ኣልሓካም ቢን ሱፍያን] ‘ነቢ ሰለላሁ ዓለይሂ ዋሰላም ርእየዮም’ ኢሉ እውን ተረኺቡ ኣሎ።