Imam Bukhari : 47
أَخْبَرَنَا قُتَيْبَةُ بْنُ سَعِيدٍ حَدَّثَنَا إِسْمَاعِيلُ بْنُ جَعْفَرٍ عَنْ حُمَيْدٍ حَدَّثَنِي أَنَسُ بْنُ مَالِكٍ قَالَ أَخْبَرَنِي عُبَادَةُ بْنُ الصَّامِتِأَنَّ رَسُولَ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ خَرَجَ يُخْبِرُ بِلَيْلَةِ الْقَدْرِ فَتَلَاحَى رَجُلَانِ مِنْ الْمُسْلِمِينَ فَقَالَ إِنِّي خَرَجْتُ لِأُخْبِرَكُمْ بِلَيْلَةِ الْقَدْرِ وَإِنَّهُ تَلَاحَى فُلَانٌ وَفُلَانٌ فَرُفِعَتْ وَعَسَى أَنْ يَكُونَ خَيْرًا لَكُمْ الْتَمِسُوهَا فِي السَّبْعِ وَالتِّسْعِ وَالْخَمْسِ
ነጊሩና ኣሎ [ቁታይባ ቢን ሰዒድ] ነጊሩና ኣሎ [ኢስማዒል ቢን ጃዕፋር] ካብ [ሑማይድ]፣ ነጊሩኒ ኣሎ [ኣናስ ቢን ማሊክ] ኢሉኒ፣ ነጊሩኒ ኣሎ [ዑባዳ ቢን ኣሽ ሻሚት]፣ ረሱል ረሱል ሰለላሁ ዓለይሂ ወሰላም ንለይለቱል ቆዳር ከረድእ ከም ዝወጹ፣ ሽዑ ክልተ ኣስላም ነንሕድሕዶም ይካትዑ ነይሮም። ስለዚ ረሱል ሰለላሁ ዓለይሂ ዋሰላም ከምዚ በሎም:- ኣነ ላይላቱል ቃዳር ከረድኣኩም መጺአ ኣለኹ: ግን ከምዚን ከምዚን ከምኡን ኣብ መወዳእታ ክሳብ ዝለዓል -ላይላቱል ቆዳር- ዝብገስ ነንሕድሕድና ተኻቲዕና: ተስፋ ድማ ይገብር ይሓይሸልኩም: ስለዚ ኣብ ሻብዓይን ሻድሻይን ሓሙሻይን መዓልቲ -ላይላቱል ቆዳር- ድለዩዋ' ኢሎም::