Imam Ahmad : 11837
حَدَّثَنَا حَجَّاجٌ حَدَّثَنَا شَرِيكٌ وَأَبُو أُسَامَةَ قَالَ أَخْبَرَنِي شَرِيكٌ عَنْ عَاصِمٍ الْأَحْوَلِ عَنْ أَنَسٍ قَالَ قَالَ لِي رَسُولُ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ يَا ذَا الْأُذُنَيْنِ
ነጊሩና ኣሎ [ሓጃጅ] ኢሉ፡ ነጊሩና ኣሎ [ሻሪክ] ከምኡ ውን [ኣቡ ኡሳማ] ኢሉ፤ ንዓይ [ሻሪክ] ካብ [ዓሺም ኣል ኣህዋል] ካብ [ኣናስ] ሰቢኹኒ ኣሎ ኢሉ፤ ረሱል ሰለላሁ ዓለይሂ ዋሰላም ሓደ እዋን ከምዚ ኢሉኒ: ‘ኣንታ ወናኒ ክልተ እዝኒ’።