Amal tergantung pada niatnya, dan setiap orang akan mendapatkan sesuai dengan apa yang diniatkannya
Imam Bukhari : 6195
حَدَّثَنَا قُتَيْبَةُ بْنُ سَعِيدٍ حَدَّثَنَا عَبْدُ الْوَهَّابِ قَالَ سَمِعْتُ يَحْيَى بْنَ سَعِيدٍ يَقُولُ أَخْبَرَنِي مُحَمَّدُ بْنُ إِبْرَاهِيمَ أَنَّهُ سَمِعَ عَلْقَمَةَ بْنَ وَقَّاصٍ اللَّيْثِيَّ يَقُولُ سَمِعْتُ عُمَرَ بْنَ الْخَطَّابِ رَضِيَ اللَّهُ عَنْهُ يَقُولُسَمِعْتُ رَسُولَ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ يَقُولُ إِنَّمَا الْأَعْمَالُ بِالنِّيَّةِ وَإِنَّمَا لِامْرِئٍ مَا نَوَى فَمَنْ كَانَتْ هِجْرَتُهُ إِلَى اللَّهِ وَرَسُولِهِ فَهِجْرَتُهُ إِلَى اللَّهِ وَرَسُولِهِ وَمَنْ كَانَتْ هِجْرَتُهُ إِلَى دُنْيَا يُصِيبُهَا أَوْ امْرَأَةٍ يَتَزَوَّجُهَا فَهِجْرَتُهُ إِلَى مَا هَاجَرَ إِلَيْهِ
ነጊሩና ኣሎ [ቁጠይባ ቢን ሰዒድ] ነጊሩና ኣሎ [ዓብዱልዋሃብ] ከምዚ ኢሉ፤ [ያሕያ ቢን ሰዒድ] ክብል ሰሚዐ፤ ንዓይ [መሓመድ ቢን ኢብራሂም] [ኣልቆማ ቢን ዋቃሽ ኣል ላይሲ] ክብል ከም ዝሰምዐ ሓቢሩኒ ኣሎ፤ [ዑመር ቢን ከታብ] ራድያላሁ ዓንሁ ክብሉ ሰሚዐዮም፤ ረሱሉላህ ሰለላሁዓለይሂ ወሰላም ከምዚ ክብል ሰሚዐዮ: ብሓቂ ግብሪ ኣብ ዕላማ ጥራይ እዩ ዝምርኮስ: ነፍሲ ወከፍ ሰብ ድማ ዝሓሰቦ ጥራይ እዩ ዝረክብ:: ናብ ኣላህን ረሱልን ክስደድ - ዝሓሰበ - ሽዑ ስደቱ ናብ ኣላህን ረሱልን ክኸውን እዩ። ከምኡ’ውን ብሰንኪ’ታ ዝበጽሓ ዓለም ወይ በቲ ዝምርዓዋ ሰበይቲ ክስደድ -ዝሓሰበ- ሽዑ ስደቱ ንዝሓሰቦ’ዩ’።