Imam Bukhari : 554
حَدَّثَنَا أَبُو النُّعْمَانِ حَدَّثَنَا حَمَّادُ بْنُ زَيْدٍ عَنْ أَيُّوبَ عَنْ نَافِعٍ عَنْ ابْنِ عُمَرَ قَالَأُصَلِّي كَمَا رَأَيْتُ أَصْحَابِي يُصَلُّونَ لَا أَنْهَى أَحَدًا يُصَلِّي بِلَيْلٍ وَلَا نَهَارٍ مَا شَاءَ غَيْرَ أَنْ لَا تَحَرَّوْا طُلُوعَ الشَّمْسِ وَلَا غُرُوبَهَا
ተነጊሩና ኣሎ [ኣቡ ዓን ኑኣማን] ነጊሩና ኣሎ [ሓመድ ቢን ዛይድ] ካብ [ኣዩብ] ካብ [ናፊ’] ካብ [ኢብን ዑመር] ከምዚ ኢሉ ‘ነቲ ሰላት ከምቲ ብጾተይ ክገብርዎ ዝረኣኹዎ እየ ዝፍጽም። ጸሓይ ክትበርቕ ከላ ወይ ጸሓይ ክትዓርብ ከላ ኮነ ኢልካ እንተዘይገይርካዮ፡ ንዝኾነ ሰብ ብለይቲ ይኹን ብመዓልቲ ከይጽሊ ኣይኽልክሎን እየ'።