Imam Bukhari : 5950
حَدَّثَنِي يَحْيَى بْنُ مُوسَى حَدَّثَنَا وَكِيعٌ حَدَّثَنَا إِسْمَاعِيلُ عَنْ قَيْسٍ قَالَ سَمِعْتُ خَبَّابًاوَقَدْ اكْتَوَى يَوْمَئِذٍ سَبْعًا فِي بَطْنِهِ وَقَالَ لَوْلَا أَنَّ رَسُولَ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ نَهَانَا أَنْ نَدْعُوَ بِالْمَوْتِ لَدَعَوْتُ بِالْمَوْتِ إِنَّ أَصْحَابَ مُحَمَّدٍ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ مَضَوْا وَلَمْ تَنْقُصْهُمْ الدُّنْيَا بِشَيْءٍ وَإِنَّا أَصَبْنَا مِنْ الدُّنْيَا مَا لَا نَجِدُ لَهُ مَوْضِعًا إِلَّا التُّرَابَ
ነጊሩኒ ኣሎ [ያሕያ ቢን ሙሳ] ነጊሩና ኣሎ [ዋኪ'] ነጊሩና ኣሎ [እስማዒል] ካብ [ቃዒስ] ኢሉ፤ [ከባብ] ኣብቲ እዋን እቲ ብካይ - ቴራፒ ኣብቲ ቃንዛ ዘለዎ ክፋል ኣካላቱ ውዑይ ሓጺን ብምልካይ - ኣብ ከብዱ ሸውዓተ ግዜ ይሕከም ከም ዝነበረ ሰሚዐዮ፣ ድሕሪኡ ከምዚ ኢሉ፤ ረሱል ሰለላሁ ዓለይሂ ዋሰላም ንሞት ክንምነ እንተዘይከልከሉና ንሞት ምተመነና። ብርግጽ እቶም ቅድሜና ዝነበሩ መሓመድ ሰለላሁ ዓለይሂ ዋሰላም ካብ ህይወት ዓለም ንእሽቶ ብጽሒት ከይረኸቡ ከይዶም እዮም፣ ካብ ዓለም ብጽሒት እንተረኺብና ድማ ቁራጽ መሬት ጥራይ ኢና ንረክብ’።