Doa menjelang tidur: ALLAAHUMMA BISMIKA AHYAA WA BISMIKA AMUUTU
Imam Bukhari : 5839
حَدَّثَنِي مُوسَى بْنُ إِسْمَاعِيلَ حَدَّثَنَا أَبُو عَوَانَةَ عَنْ عَبْدِ الْمَلِكِ عَنْ رِبْعِيٍّ عَنْ حُذَيْفَةَ رَضِيَ اللَّهُ عَنْهُ قَالَكَانَ النَّبِيُّ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ إِذَا أَخَذَ مَضْجَعَهُ مِنْ اللَّيْلِ وَضَعَ يَدَهُ تَحْتَ خَدِّهِ ثُمَّ يَقُولُ اللَّهُمَّ بِاسْمِكَ أَمُوتُ وَأَحْيَا وَإِذَا اسْتَيْقَظَ قَالَ الْحَمْدُ لِلَّهِ الَّذِي أَحْيَانَا بَعْدَ مَا أَمَاتَنَا وَإِلَيْهِ النُّشُورُ
ነጊሩና ኣሎ [ሙሳ ቢን እስማዒል] ነጊሩና ኣሎ [ኣቡ ዓዋና] ካብ [ዓብዱል ማሊክ] ካብ [ሪቢኢ] ካብ [ሑድዛይፋ] ራድሊኣላሁ ዓንሁ ኢሉ፤ 'ረሱል ሰለላሁ ዓለይሂ ዋሰላም ለይቲ ክድቅስ ምስ ደለየ ኢዱ ኣብ ትሕቲ ምዕጉርቱ ኣእተወ፡ ድሕሪኡ ከምዚ በለ: 'ቢስሚካ ሙቱ ዋ ኣህያ -ብስምካ ይመውት ይነብር ኣለኹ-'። ካብ ድቃሱ ምስ ተበራበረ ድማ ከምዚ በሎ፦ ‘ኣል ሓምዱሊላሂላድዚ ኣህያና ባ’ዳ ማ ኣማታና ዋይላይሂ ኑስዩር -ምስ ቀተለና ህይወት ዝሃበና ኣላህ ይመስገን፣ ምምላስ ድማ ንዕኡ እዩ-’ በለ።