Imam Bukhari : 5828
حَدَّثَنَا عَلِيُّ بْنُ عَبْدِ اللَّهِ حَدَّثَنَا سُفْيَانُ قَالَ عَمْرٌو قَالَ ابْنُ عُمَرَوَاللَّهِ مَا وَضَعْتُ لَبِنَةً عَلَى لَبِنَةٍ وَلَا غَرَسْتُ نَخْلَةً مُنْذُ قُبِضَ النَّبِيُّ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ قَالَ سُفْيَانُ فَذَكَرْتُهُ لِبَعْضِ أَهْلِهِ قَالَ وَاللَّهِ لَقَدْ بَنَى قَالَ سُفْيَانُ قُلْتُ فَلَعَلَّهُ قَالَ قَبْلَ أَنْ يَبْنِيَ
ነጊሩና ኣሎ [ዓሊ ቢን ዓብደላ] ነጊሩና [ሱፍያን]፣ [ዓምሩ] ኢሉ፤ [ኢብን ዑመር] ከምዚ ኢሎም፤ ረሱል ሰለላሁ ዓለይሂ ዋሰላም ምስ ሞቱ ህንጻ ሰሪሐ ኣይፈልጥን ስየ ቴምሪ እውን ተኺለ ኣይፈልጥን እየ’። ሱፍያን ከምዚ ኢሉ፤ ‘ድሕሪኡ ንገለ ስድርኡ ነጊረዮም፡ ንሱ ግን፤ 'ብኣላህ ብሓቂ -ህንጻ-'ዩ ሰሪሑ። ሱፍያን ከምዚ ኢሉ፤ ኣነ ድማ፤ 'ተስፋ ይገብር ኢብን ዑመር ቅድሚ -ህንጻ- ምህናጹ ነዚ ሓዲስ ክዛረብ'ዩ።'