Revert to Islam, click here
ISLAM AL-HAQ: QURAN & HADITH
(The True Islam)



Imam Bukhari : 5756

حَدَّثَنَا مَالِكُ بْنُ إِسْمَاعِيلَ حَدَّثَنَا عَبْدُ الْعَزِيزِ بْنُ أَبِي سَلَمَةَ أَخْبَرَنَا عَبْدُ اللَّهِ بْنُ دِينَارٍ عَنْ أَبِي صَالِحٍ عَنْ أَبِي هُرَيْرَةَ رَضِيَ اللَّهُ عَنْهُعَنْ النَّبِيِّ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ قَالَ إِذَا عَطَسَ أَحَدُكُمْ فَلْيَقُلْ الْحَمْدُ لِلَّهِ وَلْيَقُلْ لَهُ أَخُوهُ أَوْ صَاحِبُهُ يَرْحَمُكَ اللَّهُ فَإِذَا قَالَ لَهُ يَرْحَمُكَ اللَّهُ فَلْيَقُلْ يَهْدِيكُمُ اللَّهُ وَيُصْلِحُ بَالَكُمْ

ነጊሩና ኣሎ [ማሊክ ቢን እስማዒል] ነጊሩና ኣሎ [ዓብዱላ ዓዚዝ ቢን ኣቡ ሰላማ] ነጊሩና ኣሎ [ዓብደላ ቢን ዲናር] ካብ [ኣቡ ሳልሕ] ካብ [ኣቡ ሑረይራ] ራድሊያላሁ ዓንሁ ካብ ነቢ ሰለላሁ ዓለይሂ ዋሰላም ከምዚ ኢሉ: 'ሓደ ካባኻትኩም ምስ ኣንጠልጠለ: ሓዉ ወይ ዓርኩ ከሎ 'ኣል ሓምዱሊላህ' ክብል ኣለዎ:: 'ኣል ሓምዱሊላህ' 'ያርሃሙካላህ -ረቢ ይርሓመልኩም- ክብል ይግባእ፡ ይፍደየልኩም ድማ፤ 'ያህዲኩሙላህ ዋ ዩሽሊህ ባላኩም -ረቢ መምርሒ ይሃበካ ልብኻ ድማ የዐሪ-'።