Revert to Islam, click here
ISLAM AL-HAQ: QURAN & HADITH
(The True Islam)



Imam Ahmad : 6226

قَالَ وَلَا تَقُومُ السَّاعَةُ حَتَّى يَظْهَرَ الْفُحْشُ وَالتَّفَاحُشُ وَقَطِيعَةُ الرَّحِمِ وَسُوءُ الْمُجَاوَرَةِ وَحَتَّى يُؤْتَمَنَ الْخَائِنُ وَيُخَوَّنَ الْأَمِينُ

- ሕጂ’ውን ካብቲ ዝሓለፈ ሓዲስ -ካብ [ዓብደላ ቢን ዓምር] - ዝመጸ መንገዲ/ኣዘንተውቲ - ረሱሉላሁ ዓለይሂ ዋሳላም ከምዚ ኢሉ:- ፍንፉናትን ጽዩፍ ተግባራትን ክሳብ ዝረኣዩ: ሽላቱራሂም ክሳብ ዝብተኹ: ናይ ጎረቤት ዝምድናታት ክሳብ ዝሕመቕ: ከምኡ’ውን ክሳብ ሓደ ከዳዕ ዝእመን ቅንዕና ዘለዎ ሰብ እንዳተኸሰሰ መዓልቲ ፍርዲ ኣይክትከውንን ኢያ ክሕደት’ ዝብል ምዃኑ’ዩ።